ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ምስ ኣፈ ጉባኤ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ሪፐብሊክ ኣዘርባጃን ሳሂባ ጋፋሮቫ ተዛቲዮም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ስትራቴጂካዊ ምሕዝነትን ሓበራዊ ዕቤትን ኣብ ዘደንፍዑ ጉዳያት ብምድሃብ ዕዉትን ውፅኢታዊን ናይ ስልኪ ዘተ ከምዘካየዱ ገሊፆም፡፡