ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ንፕሬዝደንት ሞዛምቢክ አቀባብላ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ንፕሬዝደንት ሞዛምቢክ ዳንኤል ፍራንሲስኮ ቻፖ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብኽብሪ ኣቀባብላ ገይሮምሎም።

‎ዑደት እቶም ፕሬዝደንት ሓበራዊ ልምዓትን ምትእስሳር ህዝቢ ምስ ህዝቢን ክልቲአን ሃገራት ትርጉም ብዘለዎ መልክዑ ክልወጡ ዝኽእሉ ጭቡጣት ስራሕቲ ቅድሚት ዝሃበ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ኢትዮጵያ ንሓቀኛ ኣፍሪካዊ ምሕዝነት ዘለዋ ዘይናወፅ ቆራፅነት ዘረጋግፅ ከምዝኾነ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ፡፡

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment