Welcome to Fana Media Corporation S.C
In a Speed of life!
ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊ ምክልኻል ህዝቢ ኡጋንዳ ተዛቲዮም
By
Gebremariam Weldegerima
on December 16, 2024
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊ ምክልኻል ህዝቢ ኡጋንዳ ጀነራል ሙሆዚ ካይኔሩጋባ ተዛቲዮም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ጀነራል ሙሆዚ ካይኔሩጋባ ሎሚ ወጋሕታ ተራኺቦም ከምዝዘተዩ ሓሬታ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር የመላኽት፡፡
ዝተመረፁ
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
Share
Related Posts
ፕረዚደንት ታየ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ታይላንድ ተዛቲዮም
ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዘይሕጋዊ ኣገልግሎት ሓዋላን ፍቓድ ዘይብሎም ኣመሓላለፍቲ ትካላትን ዕላዊ ገይሩ
475 ነጥቢ 7 ሚልዮን ዶላር ኣታዊን ታሪኻዊ ምዕራፍ ዕቤትን
ኢትዮጵያ እናተግበረቶ ትርከብ ናይ ሪፎርም ስጉምቲ ንኢኮኖሚያዊ ዕቤት እታ ሃገር ልዑል ኣስተዋፅኦ ኣለዎ – ኣይ ኤም ኤፍ
ትካላት ፀጥታን ድሕንነትን ሰላም ሃገር ንምሕላው ዘኽእል ዓቕሚ ገሃኒፆም እዮም – ኣዛዚ ፖሊስ ፌደራል
“ዓድዋ ፋይት ናይት” – ሓድሽ ስፖርታዊ ምዕራፍ ኣዲስ ኣበባ
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ቻይናዊት ከተማ ቼንዱ ሓድሽ በረራ ካርጎ ጀሚሩ
Comments
(0)
Add Comment