Welcome to Fana Media Corporation S.C
In a Speed of life!
በዓል ዒድ ኣልኣድሓ (ዓረፋ) ብዝምልከት 9 ግዜ መዳፍዕ ክትኾስ እዩ
By
mizan mekonen
on May 26, 2026
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፅባሕ ዝኽበር መበል 1447 ዒድ ኣልኣድሓ (ዓረፋ) ብዝምልከት 9 ግዜ መዳፍዕ ክተኩስ እዩ።
ሚኒስትሪ ምክልኻል ንፋና ዲጂታል ከምዝገለፆ፤ ፅባሕ ንጉሆ ሰዓት 12፡00 ነቲ በዓል ምኽንያት ብምግባር 9 መዳፍዕ ክትኮስ እዩ።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
Share
Related Posts
ኣብ ክልል ትግራይ ምንቅስቃስ ንግዲ ንምንቕቓሕን ዕዳጋ ንምርግጋእን ዝሕግዙ ስራሕቲ ይካየዱ ኣለዉ – በዓል ሓደራ ምምሕዳር
ኣብ ክልል ትግራይ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ዝባፅሐ እኽሊ ሓረስቶት ኣኪቦም
ጣና ፎረም ኢትዮጵያ መልህቕ ሰላምን ድሕንነትን እቲ ዞባ ምዃና ዘርኢ እዩ – ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማርያም ደሳለኝ
ሩስያ ዝማዕበለትን ሉኣላውነታ ዝተረጋገፀን ኣፍሪካ ንምህናፅ ብሓባር ምስራሓ ክትቅፅል እያ – ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ሩስያ
ህንፃታትን መሰረተ ልምዓትን ዋና መእዘዚ ሰሜን እዚ ካብ ኣገልግሎት ወፃኢ ክኾኑ ተገይሮም
ከንቲባ ከተማ መቐለ ሺሻይ ኣማረ(ዶ/ር) ኣመሓደርቲ 7ቲአን ክፍለ ከተማታት ሸይሞም
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ናካላ ሞዛምቢክ ሓድሽ በረራ ጀሚሩ
Comments
(0)
Add Comment