በዓል ዒድ ኣልኣድሓ (ዓረፋ) ብዝምልከት 9 ግዜ መዳፍዕ ክትኾስ እዩ On May 26, 2026 4 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፅባሕ ዝኽበር መበል 1447 ዒድ ኣልኣድሓ (ዓረፋ) ብዝምልከት 9 ግዜ መዳፍዕ ክተኩስ እዩ። ሚኒስትሪ ምክልኻል ንፋና ዲጂታል ከምዝገለፆ፤ ፅባሕ ንጉሆ ሰዓት 12፡00 ነቲ በዓል ምኽንያት ብምግባር 9 መዳፍዕ ክትኮስ እዩ። 4 Share FacebookTwitterTelegramWhatsAppEmailViberPrint