ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ስፔናዊ ኣሰልጣኒ ሚኬል ኣርቴታ ምስ ኣርሰናል ዘፅሖም ሓድሽ ናይ ነዊሕ ግዜ ውዕል ተፈራሪሞም።
ኣሰልጣኒ ሚኬል ኣርቴታ ብመሰረት ሓድሽ ውዕሎም ክሳብ 2030 ዓ.ም.ፈ ክፀንሑ እዮም።
እቲ 44 ዓመት ዝዕድሚኡ ኣሰልጣኒ ኣርሰናል ድሕሪ 22 ዓመታት ናይ ሊግ ፅዋዕ ንክዕወት ምግባሮም ይዝከር።