ኣብ ከተማ ጅማ ወፍሪ ተኸላ ፈልሲ ሓንቲ ፀሓይ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበርቲ ከተማ ጅማ መርሃ ግብሪ ወፍሪ ተኸላ ፈልሲ ሓንቲ ፀሓይ የካይዱ ኣለዉ።

ነበርቲ እታ ከተማ ካብ ወጋሕታ ጀሚሮም ብዕቱብ ብምውፃእ፤ ሓምለዋይ ኣሰሮም እናንበሩ ይርከቡ።

መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ወፍሪ ሓንቲ ፀሓይ ዓመተ 2018 “ተስፋ ንትከል” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ መላእ ኢትዮጵያ እናተኻየደ ይርከብ።

ብሁሴን ከድር

Comments (0)
Add Comment