ኣይተ ኣወል ኣርባ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኮይኖም ተሰይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22መስከረም ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ዳግማይ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ገይሩ ሰይምዎም።

ርእሰ ምምሕዳር ኣወል ኣርባ ኣብ ቅድሚ እቲ ጉባኤ ቀሪቦም ቃለ መሓላ ፈፂሞም።

ብተወሳኺ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘካየዶ ጉባኤ ወ/ሮ ፋጡማ መሓመድ ያሲን ናይቲ ክልል ቤት ምኽሪ ዋና ኣፈ ጉባኤ ገይሩ ሰይምወን።

#ኢትዮጵያ #ዓባይሃገር #ዓብዩህዝቢ #ዓብዩራእይ

 

 

Comments (0)
Add Comment