ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ንመበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ-ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ መልእኽቶም፤ ንመላእ ተኸተልቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ንመበል 1 ሺሕን 447 ዓመተ ሂጅራ በዓል ዓረፋ ብሰላም ኣብፀሐኩም፤ ኣብፀሐና ኢሎም።