ኣይተ ኣደም ፋራህ ንበዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ንመበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ-ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ መልእኽቶም፤ ንመላእ ተኸተልቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ንመበል 1 ሺሕን 447 ዓመተ ሂጅራ በዓል ዓረፋ ብሰላም ኣብፀሐኩም፤ ኣብፀሐና ኢሎም።