ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፓርቲ ብልፅግና ደቂ ኣንስትዮ ስሳተፋሉ ምንቅስቓስ ጎስጓስ መረፃ ተኻይዱ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብታ ከተማ ተረባሕነት ዜጋታት ንምርግጋፅ ዝተሰርሑ ዓበይቲ ተግባራት ተጋዊሖም።
ብፍላይ ድማ ደቂ ኣንስትዮ ኩለመዳይ ተጠራባሕነተን ዘረጋግፁ ስራሕቲ ከምዝተንፀባረቑ እውን ግዜኢ ፀብፂቡ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣባል ፈፃ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ሕፁያትን ካብ መላእ ክፍለ ከተማታት ዝተውፃእፅኡ ደገፍቲ ፓርቲ ልፅግናን ተረኺቦም።