Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

2ይ ዙር ውድድር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ውድድር ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ከምዝካየድ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዙር ውድድር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ውድድር ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ከምዝካየድ ማሕበር ኣክሲዮን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ቀዳማይ ዙር ውድድር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2016 ዓ.ም ኣብ ከተማ ኣዳማ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ እናተኻየደ ምፅንሑ ዝዝከር ኢዩ፡፡ ካብ መበል 16 ሰሙን ጀሚሮም ዝካየዱ 2ይ ዙር ፀወታታት ፕሪሚየርሊግ ኢትዮጵያ ድማ ካብ 21 ለካቲት 2016 ዓ.ም ጀሚሮም ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ስታዲየም ድሬዳዋ ከምዝካየዱ ተገሊፁ፡፡ መርሃ ግብሪ…
Read More...

ዮሴፍ ገብረወልድ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ደቂ ኣንስትዮ ትሕቲ 20 ዓመት ብምዃን ተሾይሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዮሴፍ ገብረወልድ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ደቂ ኣንስትዮ ትሕቲ 20 ዓመት ብምዃን ተሾይሙ። እታ ሃገራዊት ጋንታ ብኣሰናዳእነት ጋና ኣብ ዝካየድ ውድድር ፀወታታት ኣፍሪካ ተሳታፊት ምዃና ይፍለጥ። ነዚ ድማ ካብ 29 ለካቲት ጀሚሩ ንዝካየድ ውድድር ነታ ጋንታ ንኸሰናድእ ኣሰልጣኒ ዮሴፍ ገብረወልድ ከምዝተሸመ ሓበሬታ…

ኣትሌት ፅጌ ዱጉማ ኣብ ቤልግሬድ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ 800 ሜትሮ ክብረወሰን እቲ ቦታ ብምምሕያሽ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ፅጌ ዱጉማ ኣብ ቤልግሬድ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ 800 ሜትሮ ክብረወሰን እቲ ቦታ ብምምሕያሽ ተዓዊታ። ኣትሌት ፅጌ ነቲ ርሕቐት 1 ደቒቕ 59 ሰከንድን 66 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ኢያ ቅልጡፍ ሰዓት እቲ ቦታን ክብረወሰን ብምምሕያሽን ክትዕወት ዝኸኣለት፡፡ ኣብዚ ርሕቐት ኣትሌት ትግስት…

ፀወታ ሸገር ደርቢ ንፈለማ እዋን ኣብ ዱባይ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀወታ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ቡናን ንፈለማ እዋን ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ከተማ ዱባይ ከምዝካየድ እተን ጋንታታት ኣፍሊጠን፡፡ ጋታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ቡናን ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ÷ ኣብ ዝቕፅል 16 ለካቲት 2016 ዓ.ም ኣብ ዱባይ ፀወተአን ከምዘካይዳ ገሊፀን፡፡ ማሕበራት ስፖርት ክልቲአን…

ኬኒያዊ በዓል ዋና ክብረ ወሰን ማራቶን ኣትሌት ከልቪን ኪፕቱም ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬኒያዊ በዓል ዋና ክብረ ወሰን ማራቶን ወዲ 24 ዓመት ኣትሌት ከልቪን ኪፕቱም ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ። እቲ ኣትሌት ብሰንኪ ሓደጋ መኪና ህይወቱ ከምዝሰኣነ ኣብ ኣትሌቲክስ ዓለም ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ብተወሳኺ ሩዋንዳዊ ኣሰልጣኒኡ ጋርቫይስ ሃኪዚማና ብሰንኪ እቲ ሓደጋ ህይወቱ ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። እዋናዊ…

ኣርሰናል ኣብ ልዕሊ ዌስት ሃምን 6 ሸቶታት ብምምዝጋብ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 24 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ጋንታ ኣርሰናል ንዌስትሃም 6 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራታ፡፡ እተን ሸቶታታ ድማ÷ ዊሊያም ሳሊባ፣ ቡካዮ ሳካ (2)፣ ጋብሪኤል ማጋሌሽ፣ ሊሃንድሮ ትሮሳርድን ዲክላን ራይስን ኣመዝጊቦምወን፡፡ ኣርሰና ሙሉእ ፀወታ ተቖፃፂራ ብምፅዋት ፀብላልታ ክትወስድ ክኢላ፡፡ ውፅኢት እቲ…

ቅዱስ ጊዮርጊስን ወላይታ ድቻን ማዕረ ሓደ ተፋላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 14 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ወላይታ ድቻን ሓደ ንሓደ ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊይን፡፡ 9፡00 ሰዓት ላይ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ÷ ቅዱስ ጊዮርጊስን ሞሰስ ኣዶ ከምኡ እውን ብወገን ወላይታ ድቻን ቢኒያም ፍቅሬ እተን ሸቶታት ኣመዝጊቦምወን፡፡ መበል 14 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ…