ስፓርት
ኣብ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ካሜሮን ምስ ጊኒ ከምኡ እውን ኣልጄሪያ ምስ ኣንጎላ ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራውያ ጋንታታት ካሜሮን ምስ ጊኒ ከምኡ እውን ኣልጄሪያ ምስ ኣንጎላ ዝገበረኦ ፀወታ 1 ን 1 ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊየን።
ትማሊ ምሸት ሰዓት ክልተ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ካሜሮንን ጊኒን 1 ን 1 ማዕረ ዝተዛዘመ እንትኸውን÷ ብሕታዊት ሸቶ ካሜሮን ማሪ ማግሪን እንተመዘግባ፤ ብወገን ጊኒ ድማ ሞሃመድ ባዮ ኣመዝጊቡዋ፡፡
ምሸት ሰዓት ሓሙሽተ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ሃገራውያን ጋንታታት ኣልጄሪያን ኣንጎላን ብተመሳሳሊ 1 ን 1 ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተዛዚሙ።
ኣብቲ…
Read More...
ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ጋና እንትትሰዓር ግብፂ ማዕረ ተፈላሊያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት አኣብ ዝተኻየደ መበል ካልኣይ መዓልቲ ፀወታታት ፅዋዕ ጋና ብኬፕ ቨርዴ እንትትሰዓር ግብፂን ሞዛምቢክን ብማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን።
ምሸት ሰዓት 2 ኣብ ምድብ ክልተ ዝርከባ ሃገራውያን ጋንታታት ግብፂን ሞዛምቢክን ዝገበረኦ ፀወታ 2 ን 2 ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተዛዚሙ።
መርሃ ግብሪ ፀወታ ምድብ 2 ምሸት ሰዓት 5…
ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናይጄሪያን ኢኳቶሪያል ጊኒን ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ውዕሎ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናይጄሪያን ኢኳቶሪያል ጊኒን 1 ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊየን
ቪክቶር ኦሲሜን ንናይጄሪያ ከምኡ እውን ጆሴፍ ማሽን ንኢኳቶሪያል ጊኒ ሽቶታት ኣመዝጊቦም፡፡
መርሃ ግብሪ ፀወታታት ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሸት ምያድ እትቕፅሉ ሰዓት 2፡00 ግብፂ ምስ ሞዛምቢክ ክራኸባ ኢየን፡፡
ምሸት ሰዓት…
ኣብ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲ ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 21 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲ ኣብ ሜዲኡ ኣብ ዝገበሮ ፃውቲ ተዓዊቱ።
ምስ ፉልሃም ኣብ ዝተገበረ ፃውቲ፥ ፓልመር ቅድሚ ዕረፍቲ ብፍፁም ቅላዕ ብዘቑፀራ ብሕታዊት ሸቶ 1 ንባዶ ብምዕዋት ሰለስተ ነጥቢ ሒዙ ወፂኡ።
ብመሰረት እዚ 31 ነጥቢ ብምውህላል ኣብቲ ፕሪሚየር ሊጉ ሻምናይ ደረጃ ሒዙ።
እቲ…
ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፋሲል ከነማ ንወልቂጤ ከተማ ስዒራታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 10ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ፋሲል ከነማ ንጋንታ ወልቂጤ ከተማ ብምስዓር ሰለስተ ነጥቢ ረኺባ፡፡
ጋንታ ፋሲል ከነማ ንወልቂጤ ከተማ 1 ን 0 ኣብ ዝሰዓረትሉ ፀወታ ብሕታዊት ሸቶ ጌታነህ ከበደ ብፍፁም ቅላዕ ኣመዝጊቡዋ፡፡
ኣብ መዛዘሚ 10ይ ሰሙን እቲ ሊግ ሎሚ ሓደ ፀወታ ሰዓት 12፡00 እንትግበር መሪሕ እቲ…
ትውልደ ኢትዮጵያዊት ናኦሚ ግርማ ተዓዋቲት ሽልማት ብሉፃት ተፃወትቲ 2023 ኣሜሪካ ኮይና
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ሳን ዲያጎ ዌቭ እናተፃወተት ትርከብ ትውልደ ኢትዮጵያዊት ናኦሚ ግርማ ተዓዋቲት ሽልማት ብሉፃት ተፃወትቲ 2023 ኣሜሪካ ኮይና፡፡
በዚ ድማ ጓል 23 ዓመት ኦሚ ኣብ ታሪኽ ኩዕሾ እግሪ ደቂ ኣንስትዮ ኣሜሪካ ፈላመይቲ ተኸላኻሊትን ካለአይቲ ፀላምን ተዓዋቲት ብልፅቲ ተፃዋቲት ክትከውን ክኢላ፡፡
ናኦሚ ኣብ…
ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ዝሳተፋ ዝተፈላለያ ሃገራዊ ጋንታታት ናብ ኣቢጃን ይኣትዋ ኣለዋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ኮትዲቯር ዝካየድ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2023 ዝሳተፋ ዝተፈላለያ ሃገራዊ ጋንታታ ናብ ኣቢጃን ይኣትዋ ኣለዋ፡፡
ትማሊ ምሸት ሻምፒዮና ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋል ኣብ ኮትዲቯር ዝኣተወት እንትትከውን÷ ፕሬዚዳንት እታ ሃር ማኪ ሳል ምስቲ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ኣቢጃን ኣቲዮም፡፡
ሃገራዊት ጋንታ ግብፂ እውን ቅድሚ…