ስፓርት

ስፓርት

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣዳማ ከተማ ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 5ይ ሰሙን ፕሪሚየርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኣዳማ ከተማ ንድሬዳዋ ከተማ 2 ን 1 ብምስዓር ተዓዊታ፡፡ ቀትሪ 9 ሰዓት ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኣዳማ ከተማ ንኽትዕወት ኣብዲሳ ጀማልን እሰጋኸኝ ጴጥሮስ (ኣብ ናይ ባዕሉ ሸቶ) እንተመዝግቡወን ዘርኣይ ገብረስላሴ ድማ ብሕታዊት ሸቶ ድሬዳዋ ከተማ ኣመዝጊቡዋ፡፡ እቲ ውፅኢት ስዒቡ ኣዳማ ከተማ ብ11 ነጥቢ ኣብ ካልኣይ ደረጃ እንትቕመጥ ኣብቲ ፕሪሚየርሊግ ድኹም ኣጀማምራ ዘርአየት ድሬዳዋ ከተማ 4 ነጥቢ ብመሓዝ መበል 12 ደረጃ ሒዛ ትርከብ፡፡ መርሃ…
Read More...

ሉሲታት ናይ መልሲ ፀወተአን ሎሚ መዓልቲ ክገብራ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መፃረዪ ፀወታ ኩዕሾ እግሪ ኦሎምፒክ ደቂ ኣንስትዮ 2024 ካልኣይ ዙር ናይ መልሲ ፀወታ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ናይጀሪያ መዘነኣ ክተካይድ ኢያ። እቲ ፀወታ ሎሚ ምሸት ሰዓት 12፡10 ኣብ ኣቡጃ ስታዲየም ኣቢዮላ ከምዝገብር ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡ ሉሲታት ናይ መልሲ…

ሊዮኔል ሜሲ ን8ይ ግዘ ተዓዋቲ ሽልማት ባሎንዶር ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊዮኔል ኣንደሬስ ሜሲ ተዓዋቲ ሽልማት ባሎንዶር 2023 ኮይኑ፡፡ ስነ-ስርዓት ሽልማት ተዓዋቲ ባላንዶር 2022/ 2023 ትማሊ ምሸት ኣብ ፈረንሳይ ፓሪስ ተኻይዱ፡፡ በዚ ድማ ብደቂ ተባዕትዮ ኣርጀንቲናዊ ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ሊዮኔል ሜሲ ብሉፅ ተፃዋታይ ዓለምና ተባሂሉ ን8ይ ግዘ ሽልማት ባሎንዶር ተጎናፂፉ፡፡ ኣብ…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ሜዳኣ ንኽትፃወት እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ተባዕትዮ ኢትዮጵያ መለክዒታት ብምምላእ ፀወታኣ ኣብ ሜዳኣ ንኽትፃወት ብፍሉይ ትኹረት እናሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ዴኤታ ባህሊን ስፖርትን ኣምባሳደር መስፍን ቸርነት ገሊፆም። መበል 15 ሓፈሻዊ ጉባኤ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ መእከቢ ኣዳራሽ ሕብረት ኣፍሪካ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኩዕሾ እግሪ…

ኣብ ማንቹሪያን ደርቢ ማቼስተር ሲቲ ንማንቼስተር ዩናይትድን 3 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ንማንቼስተር ዩናይትድን 3 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ተዓዊታ፡፡ ምሸት 12፡ 30 ኣብ ዝተኻየደ ደርቢ ማንቹሪያን÷ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ሜዳኣ ስዕረት ኣተኣናጊዳ፡፡ ማንቼስተር ሲቲ ንኽትዕወት ክልተ ሸቶታት ኧርሊንግ ሃላንድ ብፀወታን ብፍፁም ቅላዕን እንተመዝግብ÷…

ሱፐር ሰንዴይ ማንቹሪያን ደርቢ ኣብ ኦልድትራፎርድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 10ይ ሰሙን ፕሪሚየርሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዝገብረኦ ፀወታ ማንቹሪያን ደርቢ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ምሽት ሰዓት 12፡30 ኣብ ዝግበር ፀወታ÷ ማንቼስተር ሲቲ ምስ መሪሕ እቲ ሊግ ቶተንሃም ዘለዋ ኣፈላላይ ነጥቢ ንምፅባብ ናብ ሜዳ እንትትኣቱ፤ ማንቼስተር ዩናትድ ብኣንፃሩ ናይ ደርቢ ክብራ…

ሉሲታት ምስ ናይጀሪያ መዘነአን 1 ን 1 ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መፃረዪ ፀወታ ኦሎምፒክ ምስ ናይጄሪያ መዘነኣ ዘካየደት ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ 1 ን 1 ማዕረ ብዝኾነ ማዕረ ውፅኢት ተፈላሊያ። ካልኣይ ዙር ፈላማይ ፀወታ ሎሚ ቀትሪ ሰዓት 9፡30 ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ዝተኻየደ እንትኸውን÷ እቲ ፀወታ ብማዕረ ውፅኢት ተዛዚሙ። ናይ መልሲ ፀወታ ድማ 20 ጥቅምቲ…