ስፓርት

ስፓርት

ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም 6ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት ዝተኻየደ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ካብ ዓለም 6ይ ካብ ኣፍሪካ 2ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚማ። ኣብ ቡዳፔስት ስታዲየም ናሽናል ኣትሌቲክስ ሴንተር ካብ 13 ነሓሰ 2015 ጀሚሩ እናተኻየደ ዝቐነየ ሻምፒዮና ትማሊ ምሸት ተዛዚሙ። ኢትዮጵያ ኣብቲ ሻምፒዮና 2 ወርቂ፣ 4 ብሩርን 3 ነሓስም ብድምር 9 ሜዳሊያታት ክትረክብ ክኢላ። በዚ ድማ ካብ ዓለም ሻድሻይ ካብ ኣፍሪካ ድማ ካኣይ ደረጃ ብመሓዝ እቲ ሻምፒዮና ዛዚማቶ። ኣሜሪካ፣ ካናዳ፣ ስፔንን ጃማይካን…
Read More...

ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣብ ኣፍሪካ ሻምፒየንስ ሊግ  ናብ ቀፃሊ ዙር ሓሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንጋንታ ኩዕሾ እግሪ ዛንዚባር ኬ ኤም ኤም ብበፂሕኻ መልሲ ብምስዓር ናብ ቀፃሊ ዙር ሓሊፋ፡፡ ካብ ሜዳኣ ወፃእ 2 ን1 ብምስዓር ዝተመሰት ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ÷ ናይ መልሲ ፀወታ ሎሚ ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ኣካይዳ፡፡ ኣብቲ ጨወታ ቅዱስ ጊዮርጊስ እናተመርሐት ፀኒሓ ብሸቶታት ዳዊት…

ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ሎሚ ክዛዘመ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት ንሓደ ሰሙን እነተኻየደ ዝቐነየ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ምሸት ክዛዘመ ኢዩ። ምሸት ሰዓት 3፡10 ኣብ ዝካየድ ውድድር ጉያ ፍፃመ ደቂ ተባዕትዮ 5 ሺሕ ሜትር÷ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዮሚፍ ቀጄልቻ፣ በሪሁ ኣረጋዊን ሓጎስ ገብረሕይወትን ትፅቢት ይግበረሎም፡፡ ምሸት ሰዓት…

ኢትዮጵያ ኣብ ማራቶን ደቂ ተባዕትዮ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት እናተኻየደ ዝርከብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኣብ ማራቶን ደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ልኡል ገ/ስላሴ ንሃገሩ ሜዳሊያ ነሓስ ኣምፂኡ። ኣብቲ ውድድር ዩጋንዳዊ ኣትሌት ቪክቶር ኪፕላጋት ሜዳሊያ ወርቂ ዓቲሩ። እቲ ውፅኢት ስዒቡ ኢትዮጵያ ኣብቲ ሻምፒዮና ዘለዋ ቁፅሪ ሜዳሊያኣ ናብ ትሽዓተ ክብ ክተብል…

ሎሚ ኣብ ዝሳለጥ ውድድር ጉያ ፍፃመ 5 ሺሕ ሜትሮ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ሓዊሱ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ክወዳደራ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ሰዓት 3፡50 ናይ ምሸት ውድድር ጉያ ፍፃመ 5 ሺሕ ሜትሮ ክካየድ ኢዩ። ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ፣ እጅጋየሁ ታዬ፣ ኣትሌት መዲና ኢሳን ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉን ንኢትዮጵያ በምውካል ዝሳተፋ ኣትሌታት ኢየን። ኣትሌት ጉዳፍ ብ10 ሺሕ ሜትር ደቂ ኣኒስቲዮ መዳሊያ ወርቂ፣ ኣትሌት እጅጋየሁ ድማ ነሓስ ምምፅአን…

ኣትሌት ኣማኔ በሪሶ ኣብ ማራቶን ደቂ ኣንስትዮ ሜዳልያ ወርቂ ኣምፂኣ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና አትሌቲክስ ዓለም ኣብ ውድድር ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ደቂ ኣንስትዮ ዓወት ቀኒዑወን። ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ኣማኔ በሪሶ 1ይቲ ብምዃን እንትዛዝም፥ ኣትሌት ጎይተቶም ገብረስላሴ 2ይቲ ብምውፃእ ሜዳልያ ብሩር ኣምፂኣ። ኣትሌት ኣማኔ በሪሶ ነቲ ርሕቐት 2 ሰዓት 24 ደቒቕን…

ኢትዮጵያውያን ዝሳተፉሉ መፃረዪ ውድድር 800 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ሎሚ ካካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ወርቅነሽ መለሰን ሃብታም ኣለሙን ዝሳተፉሉ መፃረዪ ውድድር 800 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ሎሚ ምሸት 3፡25 ኣብ ቡዳፔስት ክካየድ ኢዩ፡፡ እተን ኣትሌታት ነፍፃመ ንምሕላፍ ከካብ ምድበን 1ይ ወይ 2ይ ክወፅኣ ትፅቢት ይግበረለን። እቲ መፃረዪ ውድድር ኣብ ሰለስተ ምድብ ተኸፊሉ ከምዝሳለጥ ተገሊፁ፡፡ ውድድር ፍፃመ…