Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ሉሲታት ፈላማይ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ከካይዳ እየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ (ሉሲታት) ፈላማይ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 9፡00 ምስ ቡሩንዲ መዘናኣ ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ክተካይድ ኢያ። ብኣሰልጣኒ ፍሬው ሃይለገብርኤል ትስልጥን እታ ሃገራዊት ጋንታ÷ 26 ተፃወትቲ ብመሓዝ ካብ 3 ጳጉሜን ጀሚራ ኣብ ኣካዳሚ ስፖርት ኢትዮጵያ ልምምድ እናገበረት ፀኒሓ። ምስ ጋንታታት ውሽጢ ሃገር እውን ዝተፈላለዩ ፀወታታት መለክዒ ዓቕሚ እናገበረት    ፀኒሓ ኢያ፡፡ ናይ መልሲ ፀወታ ክልቲአን ሃገራዊ ጋንታታት…
Read More...

ኣርሰናል ድሕሪ 6 ዓመት ፈላማይ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ሎሚ ምሸት ክገብር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርሰናል ድሕሪ 6 ዓመት ፈላማይ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ሎሚ ምሸት ሰዓት 4 ምስ ፒኤስ ቪ ኢንድሆቭ ክገብር ኢዩ። ኣርሴናል ኣብ 2017 ዓ.ም.ፈ ኣብ ዘካየዶ ናይ መወዳእታ ፀወትኡ ብባየርሙኒክ ብምስዓሩ ካብቲ ምድብ ምስንባቱ ይዝከር። ብማይክል ኣርቴታ ዝምራሕ እቲ ክለብ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብመሰረት ዘርኣዮ ዝነኣድ…

ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ ውድድር ጉያ ደቂ ኣኒስቲዮ 5 ሺሕ ሜትሮ ክብረ ወሰን ዓለም ሰይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ 5 ሺሕ ሜትሮ ክብረ ወሰን ዓለም ሰይራ። እታ ኣትሌት ነቲ ርሕቐት ብ14 ደቒቓ 00 ሴኮንድ 21 ማይክሮ ሴኮንድ ብምእታው ምዕዋታ ኣብ ኣትሌቲክስ ዓለም ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ባህር ዳር ከተማ ኣብ ካልኣይ ዙር ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኮንፌዴሬሽን ኣፍሪካ ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ባህር ዳር ከተማ ኣብ ካልኣይ ዙር ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኮንፌዴሬሽን ኣፍሪካ ዓወት ቀኒዑዋ። ባህር ዳር ከተማ ምስ ቱኒዚያዊት ጋንታ ኣፍሪካን ዝገበረቶ ፀወታ 2 ን 0 ተዓዊታ። ክልቲአን ሸቶታት ሃብታሙ ታደሰ ቅድሚ ዕረፍቲን ኣብ መዛዘሚ ደቓይቕ እቲ ፀወታን ኣመዝጊቡወን። ናይ ልሲ ጸወታ ድሕሪ ሒደት…

ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ኣብ ዝተሳተፈትሉ ውድድር ካራቴ ጄ ኬ ኤስ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ኣብ ዝተሳተፈትሉ ውድድር ካራቴ ጄ ኬ ኤስ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ። ኣብ ዱባይ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፅዋዕ ኣፍሪካ እስያ ውድድር ካራቴ ጄ ኬ ኤስ (jks) ተሳተፍቲ ዝኾኑ ሰለስተ ኢትዮጵያውያን ተወዳደርቲ ሜዳሊያ ረኺቦም። ኣብቲ መድረኽ ብ60 ኪሎ ግራም ዝተወዳደረ ናትናኤል በየነ ንሃገሩ ሜዳሊያ…

ሊቨርፑልን ማንቼስተር ሲቲን እንትዕወቱ ማንቼስተር ዩናይትድ ስዕረት ኣጋጢሙዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ካብ ሜደኦም ወፃእ ዝተፃወቱ ሊቨርፑልን ማንቼስተር ሲቲን ተዓዊቶም። ኣብ ሜድኡ ዝተፃወተ ማንቼስተር ዩናይትድ ድማ ስዕረት ኣጋጢሙዎ። ብመሰረት እዚ፥ ሊቨርፑል ንወልቨርሃምፕተን ወንደረርስን 3 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊቱ። ማንቼስተር ሲቲ ድማ ንዌስትሃም…

ኣብ ሞሮኮን ሊቢያን ብዘጋጠመ ሓደጋ ህይወቶም ዝሓለፈ ሰባት ንምዝካር ተፃወትቲ ፀሊም ባጅ ከምዝገብሩ ፕሪሚየር ሊግ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞሮኮን ሊቢያን ብዘጋጠመ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬትን ውሕጅን ህይወቶም ዝሓለፈ ሰባት ንምዝካር ኩሎም ተፃወትቲ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ፀሊም ባጅ ክገብሩ ከምዝወሰነ እቲ ሊግ ገሊፁ። ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፁ÷ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ሞሮኮን ሊቢያን ብዘጋጠሙ ዘሕዝኑ ሓደጋታት ተፈጥሮ ኣዚዩ ከምዝሓዘነ…