ስፓርት

ስፓርት

ማሕበር ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንኣሰልጣኒ ፍራንክ ናፓል ዋና ኣሰልጣኒ ገይሩ ሾይሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ደቡብ ኣፍሪካዊ ኣሰልጣኒ ማሂር ዴቪድስ ብስምምዕነት ዝተፈላለየት ማሕበር ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንኣሰልጣኒ ፍራንክ ናፓል ዋና ኣሰልጣኒ ገይሩ ሾይሙ። ኣሰልጣኒ ፍራንክ ኣብ ዓውዲ ኩዕሾ እግሪ ንልዕሊ 35 ዓመታት ብፍላይ ኣብ ኣፍሪካ ብኣሰልጣናይነት ልምዲ ዘኻዕበቱነን ውፅኢታዊን ክኾኑ ዝኸኣሉ ከምዝኾኑ እቲ ማሕበር ኣብ ፌስቡክ ገፁ ኣፍሊጡ። ፕሮፌሽናል ላይሰንስ ማሕበር ኩዕሾ እግሪ ኣውሮፓ ዘለዎም ፍራንክ ናፓል፥ ካብ ዘዐወቱዎም ዓወታት ብተወሳኺ ንጋንታታት ዌስትብሮም፣…
Read More...

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ንዋልያታት ዕውት ውፅኢት ተመኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንብሃራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትየጵያ (ዋልያታት) ዕውት ውፅኢት ተመኒዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፅ ከምዝበልዎ፥ እቲ ጋንታ ናብ ዋንጫ ኣፍሪካ ናይ ምሕላፍ ዕድሉ ኣስፊሑ ኣሎ። ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታትን ጋንታታትን ዝተውፃእፅኡ ተፃወትቲ ኣብ ሓደ…

መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ኮማንደር ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ ዕለተ ሰንበት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ንኣፍሪካ ኢሉ እውን ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ኦሎምፒክ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ኣብ ባርሴሎና በዓልቲ ዋና ፈላማይ  መዳሊያ ወርቂ  ባለቤት ንዝኾነት ኮማንደር ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ዕለተ ሰንበት ክካየድ ኢዩ። ካብ ዝተፈላለዩ ኣካላት ዝተውፃፀአ ብሄራዊ ኮሚቴ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለፂ ኢዩ እዚ ተገሊፁ፥…

ብሄራዊ ኩዕሶ እግሪ ዋሊያ ኣብ ልዕሊ ማዳጋስካር 4 ንባዶ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ምስ ማጋዳስካር ኣብ ዝገበሮ ፀወታ  ምፅራይ ዋንጫ ኣፍሪካ  4 ንባዶ ተዓዊቱ። ኣብ ስታዲየም ባህርዳር ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፥ ኣብ መበል 19 ደቒቓ ምስ መረበብ ማዳጋስካር ዝተራኸበት ፈላመይቲ ሸቶ ኣማኑኤል ገብረሚካኤል ኢዩ ኣቑፂሩዋ። ጌታነህ ከበደ፣ ኣቡበከር ናስርን ሽመልስ…

ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንምጥንኻር ክልተ ተፃወትቲ ክፍሊ ምክልኻል ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ መፃኢ ረቡዕ ምስ ማዳጋስካር መዘናኣ ክትፃወት ኢያ፡፡ እቲ ፀወታ ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ዓለም ለኸ ስታዲየም ባህርዳር ዝካየድ እንትኸውን፥ ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ እታ ሃገራዊት ጋንታ ንምጥንኻር ክልተ ተፃወትቲ ክፍሊ ምክልኻል ወሲኾም። ብመሰረት እዚ ድማ ተፃዋቲ ጋንታ…

ምድብ ድልድል ርብዒ ፍፃመ ዩሮፓ ሊግ  

ግራናዳ ምስ ማንቸስተር ዩናይትድ አርሴናል ምስ ስላቪያ ፕራግ ኣያክስ ምስ ሮማ ዲናሞ ዛግሬብ ቪሪያል እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/ ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision ዩቲዩብ ቻናል…

ምድብ ድልድል ርብዒ ፍፃመ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ዓላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምድብ ድልድል ርብዒ ፍፃመ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ዓላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ፦ ባየርን ሙኒክ ምስ ፓሪስ ሴንት ዠርመይን ሪያል ማድሪድ ምስ ሊቨርፖል ማንቸስተር ሲቲ ምስ ቦርሲያ ዶርቱሙንድ ፖርቶ ምስ ቼልሲ ተደልዲለን ኣለዋ። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና…