ስፓርት

ስፓርት

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዋልያታት 5 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር መበረታትዒ ሽልማት ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናብ መበል 33 ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ዝሓለፈ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ (ንዋልያታት) 5 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር መበረታትዒ ሽልማት ኣበርኪቱ። እቲ ምምሕዳር ተፃወትቲ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ብሓድነት ተደሚሮም ንዘመዝገቡዎ ውፅኢት ኣዚዩ ዕዙዝ ክብሪን ናእዳን ከምዘለዎ ምክትል ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana ድረ ገፅና…
Read More...

ናብ መበል 33 ዋንጫ ኣፍሪካ ዝሓለፈ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ናብ መበል 33 ዋንጫ ኣፍሪካ ዝሓለፈ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኻዊ ዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሕ  ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሉ። ኣብቲ ስነስርዓት ኣቀባብላ፥ ሚኒስትር ባህልን ቱሪዝምን  ዶ/ር ሂሩት ካሰው ፣ ኮሚሽነር  ኮሚሽን  ስፖርት ኤሊያስ ሽኩር ፣ ም/ኮሚሽነር ኣይተ ዱቤ ጅሎን ካልኦት ኣካላትን…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ኣረጋጊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ኣረጋጊፃ። እታ ሃገራዊት ጋንታ ኒጀርን ማዳጋስካርን ባዶ ንባዶ ማዕረ ምውፀአን ስዒቡ ኢዩ 9 ነጥቢ ብመሓዝ ናብ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ሓሊፋ ዘላ፡፡ ኢትዮጵያን ኮትዲቧርንቧናገበረኦ ኣብ ዝነበራ ፀወታ ብመሪሕነት ኮትዲቧር 3 ን 1 ውፅኢት ካብ 80 ደቒቕ ንደሓር ተቛሪፁ።…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ሃገራዊተረ ጋንታ ኮትዲቧ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ትገብሮ ፀወታ ቀወምቲ ተሰለፍቲ ዕላዊ ኮይኖም፡፡

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ሃገራዊተረ ጋንታ ኮትዲቧ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ትገብሮ ፀወታ ቀወምቲ ተሰለፍቲ ዕላዊ ኮይኖም፡፡ 1.ተክለማርያምም ሻንቆ ኣስራት ቱንጆ ያሬድ ባየ ኣስቻለው ታመነ ረመዳን የሱፍ 6 .ሃብታሙ ተከስተ ሱራፌል ዳኛቸው ሽመልስ በቀለ ኣማኑኤል ገ/ሚካኤል 10.ኣቡበከር ናስር 11.ጌታነህ ከበደ…

ተሳትፎ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዝውስን ፀወታ ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 10 ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ (ዋሊያታት) ብኣሰናዳእነት ካሜሮን ንዝካየድ ፅዋዕ ኣፍሪካ መፃረዪ ፀወታኣ ሎሚ መዓልቲ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ኮትዲቧ ክትራኸብ ኢያ። ናይ ሎሚ መዓልቲ ፀዋታ፥ ኢትዮጵያ ድሕሪ ሸሞንተ ዓመታት ተሳትፎ ፅዋዕ ኣፍሪካ ትውሰነሉ ኣገዳሲ ፀወታ ኢዩ፡፡ ድሕሪ ሰዓት ኣብ ዝግበር ፀወታ ዋሊያታት ካብቲ ፀወታ…

መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ኮማንደር ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ንኣፍሪካ ኢሉ እውን ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ኦሎምፒክ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ኣብ ባርሴሎና በዓልቲ ዋና ፈላማይ  መዳሊያ ወርቂ  ባለቤት ንዝኾነት ኮማንደር ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ።  ኣብቲ ስነ ስርዓት ኣፍልጦ፥ ርእሰ  ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ሚኒስትር ሰላም…

ቀዳምነት ንደቂ ኣኒስቲዮ ውድድር ጉያ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሶፊ ማልት ዓመተ 2013 ቫይረስኮሮና ኣብ ግምት ብምእታው ቀዳምነት ንደቂ ኣኒስቲዮ ውድድር ጉያ ተሳሊጡ። እቲ ውድድር  5ኪሎ ምትሮ ዝሸፈነ እንትኸውን፥ ''ዓወት ደቂ ኣኒስትዮ ነኽብር'' ብዝብል መሪሕ ቃል ንመበል 18 ግዘ ኢዩ ተኸቢሩ። ነተን ተሳተፍቲ ምልካዕ ምቖት ከምዝተገበረ ተሓቢሩ። ኣብቲ ውድድር  ኣትሌት…