ስፓርት
ኣትሌታት ፖሊስ ኢትዮጵያ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ተዓዊተን
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌታት ፖሊስ ኢትዮጵያ ኣብ መበል ሓምሻይ ውድድር ፖሊስ ትካል ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ኣፍሪካ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ቀዳማይን ሳልሳይን ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊተን።
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ ዘሎ እቲ ውድድር ውድድር ብደቂ ተባዕቲዮ እውን ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድሩ ዛዚሙ።
ፖሊስ ኬኒያ ብ400 ሜትሮን 100 ሜትሮን ብክልቲኡ ፆታ ከምኡውን 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ብፀብለልታ አንትዛዝም፥ ኣትሌታት ፖሊስ ኢትዮጵያ ካልኣይ ደረጃ ብምሓዝ ምዝዛሙ ተገሊፁ።
ኣብቲ ውድድር፥ ፖሊስ…
Read More...
ኣብ ጃፓን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኣትሌት ዳዊት ወልዴ ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጃፓን ከተማ ጊፉ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ዳዊት ወልዴ ተዓዊቱ፡፡
ነቲ ውድድር 1፡00፡06 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ቀዳማይ ብምውፃእ ዝዛዘመ ኣትሌት ዳዊት ወልዴ፤ ኣብቲ ውድድር እንትሳተፍ ንፈለማ እዋን ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ብደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ድማ ኢትዮጵያዊት…
ኣብ ውድድር ማራቶን ለንደን ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 45 ውድድር ጉያ ማራቶን ለንደን ብደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ፡፡
ኣትሌት ትግስት ነቲ ርሕቐት ንምዝዛም 2 ሰዓት 15 ደቒቕን 50 ሰከንድን ወዲኡላ፡፡
ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ውድድር ኬንያዊት ኣትሌት ጄፕኮስፔ ካልአይቲ ከምኡ እውን ኣትሌት ሲፋን ሓሰን ሳልሰይቲ ብምውፃእ…
ኖቲንግሀም ፎረስትን ማንቼስተር ሲቲን ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ኤፍ ኤ ካፕ ክራኸባ ኢየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ኤፍ ኤ ካፕ እንግሊዝ ኖቲንግሀም ፎረስትን ማንቼስተር ሲቲን ምሸት ሰዓት 12፡30 ክራኸባ ኢየን።
ማንቼስተር ሲቲ ንቦርንመዝ ብምስዓር ናብ ፍርቂ ፍፃመ ዝሓለፈት እንትትከውን፤ ኖቲንግሀም ፎረስት ድማ ንብራይተን ብምስዓር ኢያ ናብዚ ውድድር በፂሓ ዘላ።
ማንቼስተር ሲቲ ኣብዚ ውድድር ዓመት ብዘይ…
ኢፕስዊች ታውን ናብ ሻምፒዮን ሺፕ ወሪዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢፕስዊች ታውን ሳውዛምፕተንን ሌስተር ሲቲን ስዒባ ናብ ሻምፒዮን ሺፕ ምውራዳ ተረገጊፁ፡፡
ሎሚ ዝተካየደ መበል 34 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኢፕስዊች ታውን ብኒውካስል ዩናይትድ 3 ን 0 ተሳዒራ ካብቲ ሊግ ወሪዳ፡፡
ኒውካስል ዩናይትድ ብምስዓራ ስዒቡ 62 ነጥቢ ብመብፃሕ ኣብ ሳልሳይ ብርኪ ክትቕመጥ…
ብደቂ ተባዕትዮ 3 ሺሕ ሜትር መሰናክል ኣትሌት ሳሙኤል ፍሬው ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ) ብደቂ ተባዕትዮ 3 ሺሕ ሜትር ጉያ መሰናክል ውድድር ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ሳሙኤል ፍሬው ተዓዊቱ፡፡
ኣብ ውድድር ቻይና ዢያሚንግ አትሌት ሳሙኤል ብ 8:05.61 ብምእታው ናይቲ ቦታ ክብረወሰንን ናይዚ ዓመት ርሕቐት ቅልጣፈን ብምምዝጋብ ብልዑል ብቕዓት ክስዕር ክኢሉ፡፡
ሞሮኳዊ ሻምፕዮን ኦሎምፒክ ኣትሌት ኤልባካሊን ካልኣይ…