ሊቨርፑል ንብረድሊ ባርኮላ ካብ ፒኤስጂ ንምፍራም ኣብ ስምምዕነት በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ክለብ ሊቨርፑል መርሲሳይድ ንፈረንሳዊ ተፃዋታይ ፀጋማይ ክንፊ ብራድሊ ባርኮላ ካብ ፒኤስጂ

ንምፍራም ኣብ ስምምዕነት በፂሑ።

ሊቨርፑል ነቲ 23 ዓመት ዝዕድሚኡ ተፃዋታይ ብ100 ሚሊየን ፓውንድ ናብ ኣንፊልድ ንምምፃእ ምስ ፈረንሳዊ ክለብ ኣብ ስምምዕነት በፂሑ።

ኣብ 2023 ካብ ሊዮን ብ38 ነጥቢ 5 ሚሊየን ፓውንድ ናብ ፓሪስ ዝበፅሐ ባርኮለ ምስ ፒኤስጂ 3 ፅዋዓት ሊግ ሓደ፣ 2 ሻምፒዮንስ ሊግን ካልኦት ፅዋዓትን ተዓዊታ።

Comments (0)
Add Comment