ላሚን ያማል ካብ ውድድር እዚ ዓመት ወፃኢ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስፔናዊ ኣጥቃዓይ ባርሴሎና ላሚን ያማል ካብ ውድድር እዚ ዓመት ወፃኢ ኮይኑ፡፡
ትማሊ ምሸት ባርሴሎና ሴልታ ቪጎ ኣብ ዝሰዓረትሉ ግጥም ላሚን ያማል ብዘጋጠሞ መጉዳእቲ ተቐይሩ ምውፅኡ ይፍለጥ።
በዙይ እውን እቲ ተፃዋታይ ቀፃሊ ፀወታታት ወፃኢ ምዃኑ ክለቡ ኣፍሊጡ።
ወዲ 18 ዓመት ተፃዋቲ ባርሴሎና ክለቡ ኣብ ዝገበሮም ውድድራቱ ኣብ 40 ፀወታታት 24 ሸቶታት ኣመዝጊቡ።
ስፔናዊ ተፃዋታይ ላሚን ያማል ናብ ዋንጫ ዓለም ክበፅሕ እዩ ተባሂሉ ትፅቢት ይግበር።
Comments (0)
Add Comment