ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ 2026 ባሎንዶር ሽልማት 30 ሕፁያት ተፃወትቲ ዕላዊ ተገይሮም።
ብመሰረት እዚ፤ ላሚን ያማል፣ ኦስማን ዴምቤሌ፣ ኪሊያን ምባፔ፣ ሊዮኔል ሜሲ፣ ዴክላን ራይስ፣ ቪኒሺየስ ጁኒየር፣ ቪቲኒሃ፣ ዳዮት ኡፓሜካኖ፣ ዊሊያም ሳሊባ፣ ፌራን ቶሬስ፣ ሮድሪ፣ ኪዮኖኔስ፣ ፓቾ፣ ጆኣኦ ኔቬስ፣ ሚኬል ኦሊሴ፣ ኑኖ ሜንዴስ ከምኡ’ውን ጋብሬል ማጋሌሽ፣ ኣብ ዝርዝር ሕፁያት እቲ ሽልማት ይርከቡ።
ብተወሳኺ፤ ላውታሮ ማርቲኔዝ፣ ሳዲዮ ማኔ፣ ኪቪቻ ክቫራስኬሊያ፣ ማርኮኒዮስ፣ ኣሽራፍ ሃኪሚ፣ ሃሪ ኬን፣ ሃላንድ፣ ብሩኖ ፈረናንዴዝ፣ ሉዊስ ዲያዝ፣ ማርክ ኩኩሬያ፣ ኩባርሲ ከምኡ’ውን ጁድ ቤሊንግሃም ካልኦት ዕጩታት እቲ ሽልማት እዮም።