መሓሙድ ዓሊ ዩሱፍ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኦሊሴጉን ኦባሳንጆ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሓሙድ ዓሊ ዩሱፍ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን ነበር ፕረዚዳንት ናይጀርያ ኦሊሴጉን ኦባሳንጆን ተዛቲዮም።

ኣብቲ እዋን ዘተ፤ ክልቲኦም ወገናት ብዛዕባ ዞባዊን ኣህጉራዊን ጉዳያት ከምዝተመያየጡ ሓበሬታ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ የመላኽት።

ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሓሙድ ዓሊ ዩሱፍ እብቲ እዋን፤ ኦሊሴጉን ኦባሳንጆ ኣብቲ ዞባ ሰላምን ምርግጋእን ንኽዓስል ዝገብርዎ ፃዕሪፃኢዶም።

ብሚኪያስ ኣየለ

Comments (0)
Add Comment