መበል 76 ጉባኤ ዞባ ኣፍሪካ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 19፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 76 ጉባኤ ዞባ ኣፍሪካ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኣዲስ ኣበባ መዘከርታ ዓወት ዓድዋ ምክያድ ጀሚሩ።

ኣብቲ ናይ መኽፈቲ ስነ ስርዓት፣ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀሥላሴ፣ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ከምኡ’ውን ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሓመድ ኣሊ ዩሱፍ ተረኺቦም።

ኣብዚ መድረኽ ልዕሊ 40 ሃገራት ኣፍሪካ ሚኒስትራት ጥዕናን ተወከልትን፣ ተወከልቲ ውድብ ጥዕና ዓለምን ካልኦት ዓለም ለኻዊ ትካላትን፣ ተመራመርትን ዝምለከቶም ኣካላትን ኣብ ምስታፍ ይርከቡ፡፡

ብዘመን በየነ

 

 

Comments (0)
Add Comment