ሰራዊት ንስሑት ሰልሒት ፀላኢ ምላሽ ንምሃብ ብተጠንቀቕ ተሰሊፉ ኣሎ- ኢራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ንስሑት ሰልሒት ፀላኢ ምላሽ ንምሃብ ብተጠንቀቕ ተሰሊፉ ኣሎ ኢላ ኢራን።
ቴህራን ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ኣብዚ ሐዚ እዋን ሓያል፣ ድልውቲን ብቐሊሉ ዘይትድፈርን ኮይና ኣሉ ኢሉእቲ ሰራዊት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ።
ኢራን ኣብ ምንቅስቓስ ፀላእቲ ዝተማልአ ልዕልነት መረዳእታ ዝሓዘትን ንዝኾነ ይኹን ምንቅስቓስ ፀላኢ ቅልጡፍ ምላሽ ምሃብ ዘኽእል ሙሉእ ምድላው ከምዘለዋ ኣገንዚቡ።
አሜሪካን እስራኤልን ኣብ ልዕሊ ክብሪ፣ ነፃነትን ምዕባለን ዘነፃፀረ ወተሃደራዊ፣ ስለላ፣ ሚዲያን ኢኮኖሚያዊን መጥቃዕቲ እኳ እንተፈተና ሰራዊታ ነዚ ንስሑት ስልሒት ፀላኢ ምላሽ ንምሃብ ብተጠንቀቕ ከምዝተሰለፈ ኣብሪሃ።
ብብርሃኑ ኣበራ
Comments (0)
Add Comment