ስፓርት
ሎሚ ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሸሞንተ ፀወታታት ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 17 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ሸሞንተ ፀወታታት ክካየድ እዩ።
ቼልሲናብ ሴንት ጀምስ ፓርክ ተጓዒዛ ምስ ኒውካስል ዩናይትድ ክትገጥም እያ እዚ ድማ 9 ሰዓት 30 ክካየድ እዩ።
ክልቲአን ጋንታታት ኣብዚ ሊግ ኣብ ዝሓለፋ ኣብ ዝገበርዎም ሓሙሽተ ፀወታታት ተመሳሰልቲ ክልተ ዓወታት ዝረኸቡ እንትኾ፤ በታሓንቲ ድማ ብማዕረ ተፈላልየን።
ብካልእ ግጥም ድማ ኣብዚ ሊግ ካልኣይ ብርኪ ብምሓዝ ማንቼስተር ሲቲ ምሸት ሰዓት 12 ኣብ ስታድዩም ኢትሃድ ዌስትሃም…
Read More...
ኣምባሳደር ሰላም ኮት ዲቫር ነበር ኮኾብ ተፃዋታይ ቼልሲ ዲዲየር ድሮግባ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣፍሪካ ውሩይ ተፃዋታይ እንትኾን ነበር ኮኮብ ቼልሲ ዲዲየር ቬስ ድሮግባ ብ1978 ዓ.ም.ፈ ኣብ ኣቢጃን ኮትዲቫር ተወሊዱ።
መብዛሕትኦም ዕዉታት ተፃወትቲ ፕሮፌሽናል ሂወቱ ኩዕሶ እግሪ ደንጉዩ ዝጀመረ ኣይቮሪያናዊ ዲዲየር ድሮግባ ኣብ መበል 21 ዓመት ዕድሚኡ ንፈረንሳይ ክለብ ሊግ 2ይ ሌ ማንስ ፈለማ ፀወትኡ ኣካይዱ።…
ኢትዮጵያ 5ይ ፀወታ ኦሎምፒክ መናእሰይ ኣፍሪካ ንኽተሰናድእ ተመሪፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ 5ይ ፀወታ ኦሎምፒክ መናእሰይ ኣፍሪካ ንኽተሰናድእ ተመሪፃ፡፡
4ይ ፀወታ ኦሎምፒክ መናእሰይ ኣፍሪካ እናተኻየደ ኣብ ዝርከበላ ኣንጎላ ከተማ ሉዋንዳ ኣብ ዝተገበረ ሓፈሻዊ ጉባኤ ኢትዮጵያ ነቲ ውድድር ንምስንዳእ ሕቶ ኣቕሪባ ተቐባልነት ረኺቡ፡፡
ፕሬዚዳንት ኮሚቴ ኦሊምፒክ ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣሸብር…
ኢትዮጵያ ኣብ ውድድራት ኣትሌቲክስ 12 ሜዳልያ ብምምዝጋብ ነቲ ውድድራ ዛዚማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣንጎላ ሉዋንዳ እናተኻየደ ኣብ ዝቐነየ 4ይ ፀወታ ኦሎምፒክ መናእሰይ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ኣብ ውድድራት ኣትሌቲክስ 12 ሜዳልያ ብምምዝጋብ ውድድራ ዛዚማ።
ኢትዮጵያ ኣብቲ ውድድር 4 ሜዳሊያታ ወርቂ፣ 3 ብሩርን 5 ሜዳሊያታት ነሓስን ከምኡ እወን 8 ዲፕሎማን ረኺባ።
ኣብ ኣንጎላ ሉዋንዳ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ 4ይ ፀወታ…
ማንቼስተር ሲቲ ምስ ክሪስታል ፓላስ ዝገብርዎ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 16 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ክሪስታል ፓላስ ዝገብርዎ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ።
ሎሚ 11:00 ኣብ ሜዳ ክሪስታል ፓላስ ሜዳ ሴልኸርስት ፓርክ ኣብ ዝገብሮ ፀወታ ማንቼስተር ሲቲ ወሳኒ ዓወት ብምምዝጋብ ምስ መራሒ እቲ ሊግ ኣርሴናል ዘለዎ ኣፈላላይ ነጥቢ ንምፅባብ ናብ ሜዳ ክኣቲ…
ሊቨርፑልን ቼልሲን ዓወት ቀኒዑወን
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 16 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሊቨርፑልን ቼልሲን ንተጋጠምተን ብምስዓር ዓወት ቀኒዑወን፡፡
ኣብ ኣንፊልድ ንብራይተን ዘተኣናገደት ጋንታ ሊቨርፑል 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ፡፡
ሊቨርፑል ዝተዓወተትለን ክልተ ሸቶታት ኢኪቲኬ ኣመዝጊቡወን፡፡
ናይ መወዳእታ ፀወትኡ ክኸውን ከምዝኽእል…
ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 16 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡
ምሸት ሰዓት 12 ቼልሲ ኣብ ስታምፎርድ ብሪጅ ንኤቨርተን እንትተተኣናግድ÷ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ናይ ዘይምስዓር ጉዕዞኣ ንምግታእ ክትፃወት ኢያ፡፡
ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ…