ስፓርት
ኣብ ፅዋዕ ዓለም ንፈላማ እዋን እትሳተፍ ኬፕ ቨርዴ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ምድብ ፈላሞት ፀወታታት ኣሜሪካ፣ ሜክሲኮን ካናዳን ዘሰናደአኡ ፅዋዕ ዓለም 2026 ሎሚ እውን ክካየድ ኢዩ።
ኣብ ምድብ 8 ብምምዳብ ኣብ ፅዋዕ ዓለም ንፈላማ እዋን እትሳተፍ ኬፕ ቨርዴ ምስ ስፔን ሎሚ ሰዓት 1፡00 ክትጋጠም ኢያ።
ስፔን ብመሰረት ትንተና ኦፕታ ሎሚ ዘበን ዝካየድ ፅዋዕ ክትዕወት ኢያ ዝብል ቅድመ ግምት ተዋሂቡዋ ኣሎ።
ኣብ’ዚ ምድብ እትርከብ ሱዑዲ ዓረብ እውን ምስ ዩራጋይ ለይቲ ሰዓት 7 ፀወታኣ ከምእትገብር እቲ ዝወፅአ መርሃ ገብሪ ይሕብር።…
Read More...
ፀወታታት ምድብ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ እውን ቀፂሎም ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን ዘሰናድእኡ ፀወታታት ምድብ ፅዋዕ ዓለም 2026 ሎሚ እውን ቀፂሎም ክካየዱ ኢዮም።
ብመሰረት እዚ ካናዳን ኣሜሪካ ፈላማይ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን።
ኣብ ምድብ ክልተ እትርከብ ካናዳ ምሸት ሰዓት 4፡00 ምስ ቦስኒያ ክትራኸብ ኢያ።
ኣብ ምድብ ኣርባዕተ ዘላ ኣሜሪካ ድማ ለይቲ…
ዳግማይ ኣብ መኽፈቲ ፅዋዕ ዓለም ዝራኸባ ብሄራዊ ጋንታታት – ሜክሲኮን ደቡብ ኣፍሪካን
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን ብሓባር ዘሰናእዎ ፅዋዕ ዓለም 2026 ሎሚ ምሸት ብዕሊ ምክያድ ክጅምር እዩ።
እዚ ብሃንቀውታ ዝተፀበናዮ ዋንጫ ዓለም ኣብ ታሪኽ ንፈለማ እዋን ሰለስተ ሃገራት ነዚ ውድድር ከተኣናግዳ እየን።
መርሃ ግብሪ ፅዋዕ ዓለም 2026 48 ሃገራት ዝሳተፋሉ እንትኾን፤ በዙይ እውን 104…
ኢትዮጵያ ምስ ማላዊ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብሄራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ካልኣይ ዙር ምሕዝነታዊ ፀወታኣ ምስ ማላዊ መዘንኣ ክትገብር እያ።
ፀወታ ክልቲአን ጋንታታት ኣብ ስታድየም ድሬዳዋ ምሸት ሰዓት 12:00 ክካየድ እዩ።
ኣብ ተመሳሳሊ ስታድየም ኣብ ዝተኻየደ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ብሄራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ብፍፁም ጥላሁን ብሕታዊት ሸቶ…
ኣብ ፅዋዕ ዓለም ዝተፈላለያ ሃገራት ዝውክሉ ኣቦን ወድን…
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ዝካየድ ፅዋዕ ዓለም 2026 ወዲ ሉካ ዚዳን ንኣልጀርያ ወኪሉ ክሳተፍ እዩ።
ኣቡኡ ዚነዲን ዚዳን ቅድሚ ሕዚ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ፈረንሳይ ወርቃዊ ዘመን የስተማቕር ነይሩ።
ዚዳን ዝብል ስም ኣብ ኩዕሶ እግሪ ዓለም ንክረክብ ዝገበሮ ዚነዲን ዚዳን ኣብ ሃገራዊት ጋንታ ፈረንሳይ…
638 ኣትሌታት ኣብ ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያ ዝሳተፍሉ ውድድር…
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 19 ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያ ፅባሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ እዩ።
ኣብ ኣደባባይ መስቀል ዝጅምርን ዝዛዘምን እዚ ውድድር 638 ኣትሌታት፣ 455 ደቂ ተባዕትዮን 183 ደቂ ኣንስትዮን ክሳተፉ እዮም።
እዚ ውድድር ኣብ ስዊድን ንዝካየድ ፍርቂ ማራቶን ንኢትዮጵያ ወኪሎም ዝሳተፉ ኣትሌታት ንምምራፅን…
ሕፁያት ብሉፅ ተፃዋታይ ማሕበር ፕሮፌሽናል ተፃወትቲ ኩዕሶ እግሪ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ውድድር ዓመት ስፖርት 2025/26 ሕፁያት ብሉፅ ተፃዋታይ ማሕበር ፕሮፌሽናል ተፃወትቲ ኩዕሶ እግሪ ዕላዊ ኮይኑ።
ኣርሰናል ብሰለስተ ተፃወትቲ ተሓፅዮም ኣብ ቅድሚት ትርከብ እንትትኾን፤ ጋብሬል ማጋሌሽ፣ ዴቪድ ራያን ዴክላን ራይስን ተሓፅዮም ኣለዉ።
ተከላካላይ መድፍዕተኛታት ዴቪድ ራያ ኣብቲ ውድድር…