ኣንዶኒ ኢራኦላ ኣሰልጣኒ ሊቨርፑል ብምዃን ተሾይሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስፔናዊ ኣሰልጣኒ ኣንዶኒ ኢራኦላ ንኣርነ ስሎት ብምትካእ ኣሰልጣኒ ጋንታ ሊቨርፑል ብምዃን ተሾይሙ፡፡

ኣብ ጋንታ ቦርንማውዝ ዘደንቕ ጋንታ ክሃንፅ ዝኸኣለ ኢራኦላ፤ ኣብ ኣንፊልድ ክሳብ 2028 ዓ.ም.ፈ ዘፅንሖ ኩንትራት ከምዝፈረመ ተገሊፁ፡፡

እቲ ኣሰልጣኒ ኣብ ፃንሒቱ፤ ነታ ጋንታ ናብ ዓወት ናይ ምምላስ ሓላፍነት ተነቢሩሉ ኣሎ፡፡

Comments (0)
Add Comment