ስፓርት
ኢትዮጵያ ቡናን ኢትዮጵያ ንግድ ባንክን ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 36 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ቡናን ኢትዮጵያ ንግድ ባንክን 2 ን 2 ማዕረ ተፈላሊየን፡፡
ንኢትዮጵያ ቡና እስራኤል ሸጎሌን ዮሃንስ ኪዳነን ሸቶታት እንተመዝግቡ፥ ወልደአኣማኑኤል ጌቱን ኪቲካ ጅማን ድማ ንኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ኣመዝጊቦምወን፡፡
ክልቲአን ጋናታታት ኣመወዳእታ ፀወታ እቲ ሊግ ነጥቢ ምክፋለን ስዒቡ፥ ኢትዮጵያ ቡና ብ60 ነጥቢ 2ይቲ ከምኡ እውን ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ብ44 ነጥቢ 10ይቲ ብምውዃን ውድድረን ዛዚመን፡፡
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦…
Read More...
ናይ መወዳእታ ሕፁያት ኮኸብ ተፃወትቲ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ እዚ ውድድር ዓመት ዕላዊ ኮይኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማሕበር ፕሮፌሽናል ተፃትቲ ኩዕሾ እግሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ናይ መወዳእታ ሕፁያት ኮኸብ ተፃወትቲ እዚ ውድድር ዓመት ዕላዊ ኮይኖም፡፡
ኣብቲ ሊግ 15 ደረጃ ብመሓዝ ዝኸፍአ ዓመተ ውድድር ናይ ዘሕለፈት ጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ተጣዋታይ ዝኾነ ብሩኖ ፈርናንዴስ ኣብ ዝርዝር ሕፁያት ተኻቲቱ።
ብሩኖ ንማንቸስተር ዩናይትድ…
ባርሴሎና ንምሁኣን ጋርሺያ ካብ ኢስፓኞል ኣፈሪማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካታላላናዊት ጋንታ ባርሴሎና ንሓላወዊ ልዳት ጋንታ ኢስፓኞል ሁኣን ጋርሺያ ኣፈሪማቶ።
ባርሴሎና ወዲ 24 ዓመት ሓላዊ ልዳት ብ25 ሚሊየን ዩሮ ክሳብ 2031 ዘፅነሖ ውዕሊ ኮንትራት ከምዘፈረሜ ኣፍሊጣ፡፡
ኣብ ላሊጋ ካብ ዘለዉ ዝበለፁ ሓለውቲ ልዳት ቅድሚት ዝፅራሕ ጋርሺያ ሽሙ ብተደጋጋሚ ምስ እንግሊዛዊት ጋንታ ኣርሰናል…
ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኣርሰናል ኣብ ፈላማይ ሰሙን ክራኸባ እየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ 2025/26 ውድድር ዓመት ፀወታ ሎሚ ዕላዊ ኮይኑ።
በዙይ መሰረት መርሃ ግብሪ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኣርሰናል ኣብ ፈላማይ ሰሙን ዘራኽብ ካብ ብሕዚኡ ትፅቢት ይግበር፡፡
ሻምፒዮን ሊቨርፑል ኣብ መርሃ ግብሪ ፈላማይ ሰሙን ፀወታ ንቦርንማውዝ ኣብ ኣንፊልድ ከተአንግድ እያ።
ካልኦት…
ውድድር መልላእ ፀወታታት ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ጅማ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል ሻድሻይ ውድድር መልላእ ፀወታታት ኢትዮጵያ ኣብ ስታዲየም ዩንቨርስቲ ጅማ ይካየድ ኣሎ።
እቲ ውድድር ን10 መዓልታት ዝፀነሕ ኢዩ ተባሂሉ።
ካብ ኩለን ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ዝተውፃእፅኡ ስፖርተኛታት ከምዝሳተፉ እውን ተሓቢሩ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ብ26 ዓይነታት ስፖርት ዝነሓንሑ ልዕሊ 2 ሺሕን 500…
ሲዳማ ቡናን ኣርባ ምንጭ ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 35 ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሲዳማ ቡናን ኣርባ ምንጭ ከተማን ባዶ ንባዶ ማዕረ ተፈላሊየን።
ረፋድ 3፡30 ኣብ ኩለመዳይ ስታዲየም ወንጂ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኢዩ ክልቲአን ጋንታታት ነጥቢ ተኻፊለን ክወፅኣ ዝኸኣላ።
መርሃ ግብሪ እቲ ሊግ እንትቕፅል ቀትሪ ሰዓት 9 ባህር ዳር ከተማን ሃዋሳ ከተማን…
መቐለ 70 እንደርታ እንትትዕወት ፋሲል ከነማን ኣዳማ ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 36 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ሰለስተ ፀወታታት ተኻይዶም፡፡
ኣብቲ ሊክ ንዘይምውራድ ኣብ ዝግበር ንሕንሕ ዝርከባ ጋንታታት ዝተፃወታሎም ሰለስተ ፀወታታት ብተመሳሳሊ ግዘ ሰዓት 9፡00 ተኻይዶም፡፡
ብመሰረት እዚ ኣብ ኩለመዳይ ስታዲየም ወንጂ መቐለ 70 እንደርታ ምስ ወልዋሎ ዓዲግራት…