ስፓርት

ስፓርት

ዌስትሃም ዩናይትድ ምስ ኣርሰናል ንዘይምውራድን ፅዋዕ ንምዕታርን …

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 36 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ መሪሕ እቲ ሊግ ኣርሰናል ካብ ሜዳኣ ወፃእ ብምጉዓዝ ምሸት ሰዓት 12፡30 ምስ ዌስትሃም ዩናይትድ ፀወታኣ ክትገብር ኢያ። ኣርሰናል 76 ነጥቢ ብምእካብ ነቲ ሊግ እናመርሐት እንትትከውን፥ ተጋጣሚታ ዌስትሃም ዩናይትድ ብግደኣ 36 ነጥቢታት ብምእካብ መበል 18 ደረጃ ብመሓዝ ኣብ ሓደጋ ምውራድ ትርከብ። ኣርሰናል ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዘለዋ ኣፈላላይ ነጥቢ ናብ ሓሙሽተ ንምስፋሕ ነብ ሜዳ ክትኣቱ ኢያ። ኣብ ሓደጋ ምውራድ ትርከብ…
Read More...

ኣብ መበል 24 ሻምፒዮን ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝሳተፉ ጉጅለ ልኡኽ ፅባሕ ናብቲ ቦታ ከቕንዑ እዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 24 ሻምፒዮን ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝሳተፉ ጉጅለ ልኡኽ አትሌቲክስ ኢትዮጵያ ፅባሕ ናብቲ ቦታ ከቕንዑ እዮም፡፡ እዚ ውድድር ኣብ ርእሰ ከተማ ጋና ኣክራ ካብ 4 ክሳብ 9 ግንቦት 2018 ዓ.ም.ፈ ክካየድ እዩ። ትማሊ ምሸት እቲ ጉጅለ ልኡኽ ስነ ስርዓት ምፍናው ዝተኻየደ እንትኾን፤ እቶም ኣትሌታት…

ፔፕ ጋርዲዮላ ብሉፅ ኣሰልጣኒ ናይዚ ወርሒ ተባሂሉ ተመሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሰልጣኒ ማንቼስር ሲቲ ፔፕ ጋርዲዮላ ኣብ ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ብሉፅ ኣሰልጣኒ ናይዚ ወርሒ ተባሂሉ ተመሪፁ። እዚ ኣሰልጣኒ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ኣብ ሰለስቲኡ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ክዕወት ክኢሉ። ብኻልእ ወገን ድማ ኣጥቃዓይ ኖቲንግሃም ፎረስት ሞርጋንጊብስ ዋይት ብሉፅ ተፃዋታይ ናይዚ ወርሒ ተባሂሉ…

ነገሌ ኣርሲ ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 30 ሰሙን ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ነገሌ ኣርሲ ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ 2 ን 1 ስዒራ፡፡ ምሸት ሰዓት 12 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ፤ ነገሌ ኣርሲ ዝተዓወተትን ሸቶታት ገብረመስቀል ዱባለን ኪቲካ ጀማልን ኣመዝጊቦምወን፡፡ ንወልዋሎ ዩኒቨርሲቲን ዓዲግራት ካብ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ሰለስተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 30 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ሰለስተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡ ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ መሪሕ እቲ ሊግ ሲዳማ ቡና ምስ ኢትዮጵያ መድን ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ሲዳማ ቡና ናይ ሎሚ መዓልቲ ፀወታ እንተስዒራ ምስ ተኸታሊታ መቻል ዘለዋ ኣፈላላይ ነጥቢ…

ጀነራላት ባቫሪያን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተጣመርቲ መስማር ምጥቃዕ ባየርን ሙኒክ ሃሪ ኬን፣ ሉዊስ ዲያዝን ማይክል ኦሊሴን ኣብ ውድድራት ውሽጢ ሃገር ኣብ መድረኽ ኣውሮፓ ዘደንቕ ጉዕዞ እናገበሩ ይርከቡ፡፡ እዚ ጥምረት ባቫሪያናውያን ኣብዚ ዓመተ ውድድር ዘመዝገቡወን ሸቶታት 100 ዝበፅሓ እንትኾና÷ ተፃወትቲ ጋንታ ሪያል ማድሪድ ኪሊያን ምባፔ፣ ቪኒ ጁኒየርን…

ኣርሰናል ድሕሪ 20 ዓመታት ኣብ ፍፃመ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ በፂሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ናይ መልሲ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ፅዋዕ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ኣርሰናል ንኣትሌቲኮ ማድሪድ 1 ን 0 ብምስዓር ናብ ፍፀመ ሓሊፋ። ኣርሰናል ዝተዓወተትላ ብሕታዊ ሸቶ ቡካዮ ሳካ ቅድሚ ዕረፍቲ ኣመዝጊቡዋ። ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ናብ ስፔን ኣምሪሓ 1 ማዕረ ብምዝዛም ዝተመለሰት ኣርሰናል፥ ብድምር ውፅኢት 2 ን 1…