ስፓርት
ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ንመቐለ 70 እንደርታ ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 26 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ንመቐለ 70 እንደርታ 3 ን 0 ስዒራ።
ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ሁዘይፋ ሻፊን ናትናኤል (2)ን ኣመዝጊቦምወን።
ቅድም ኢሉ ቀትሪ ሰዓት 7 ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ዝተገበረ ፀወታ ኢትዮጵያ ቡናን ሸገር ከተማን 1 ን 1 ብዝኾነ ማዕረ ውፅኢት ተዛዚሙ።
ኣብቲ ፀወታ ናይ ኢትዮጵያ ቡና ሸቶ ኣቡበከር ኣዳሙ እንተመዝግብ÷…
Read More...
ኣሮን ራሜሴ ካብ ኩዕሶ እግሪ ዓለም አግሊሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት ፣2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ነበር ተፃዋታይ ኣርሰናል ኣሮን ራሜሴ ካብ ኩዕሶ እግሪ ዓለም ምግላሉ ዕላዊ ገይሩ።
ኣብ ሜክሲካዊት ክለብ እናተፃወተ ዝነበረ ራምሴ ኣብ 35 ዕድሚኡ ጫምኡ ሰቒሉ።
እዚ ተፃዋታይ ንኣርሰናል፣ ጁቬንቱስ፣ ኖቲንግሃም ፎረስት፣ ካርዲፍ ሲቲን ሬንጀርስን ዝኣመሰላ ክለባት ተፃዊቱ እዩ።
ራምሴ ምስ…
ሻምፒዮን ኦሎምፒክ ፓሪስ ኣትሌት ጋቢ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ውድድር ግራንድ ፕሪክስ ከምትሳተፍ ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፓሪስ ኦሎምፒክ 200 ሜትሮ ሻምፒዮ ዝኾነት ኣትሌት ጋቢ ቶማስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ውድድር ግራንድ ፕሪክስ ከምትሳተፍ ኣፍሊጡ።
ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን እተተኣናግዶ ናይ ሓደ መዓልቲ ዓለም ለኸ ውድድር፤ 10 ሚያዚያ 2018 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ፡፡
ኣብቲ ውድድር ኣሜሪካዊት ኣትሌት ጋቢ ቶማስ ከምትሳተፍ…
ሪያል ማድሪድ ምስ ባየርን ሙኒክ፤ ኣርሰናል ምስ ስፖርቲንግ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ሪያል ማድሪድ ምስ ባየርን ሙኒክ ከምኡ እውን ኣርሰናል ምስ ስፖርቲንግ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡
15 ግዘ ናይቲ መድረኽ ክብሪ ዝወነነት ሪያል ማድሪድ 6 ግዘ ናይቲ መድረኽ ምስ ዝተዓዋተት ባየርን ሙኒክ ዘራኽብ ፀወታት ልዑል ትኹረት ስሒቡቡ…
ማንቼስተር ሲቲ ንሊቨርፑል ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ፅዋዕ ኤፍ ኤ ማንቼስተር ሲቲ ንሊቨርፑል 4 ን 0 ብዝኾነ ሰፊሕ ውፅኢት ስዒራ።
ብኣሰልጣኒ ፔፕ ጓርዲዮላ ትምራሕ ጋንታ ሲቲ፤ ኣብ ሜዳኣ ኣብ ዘካየደቶ ፀወታ ንሊቨርፑል ብምስዓር ናብ ፍርቂ ፍፃመ ምሕላፋ ኣረጋጊፃ።
ኣብቲ ፀወታ ተፃታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ማንቼስተር ሲቲ ኤርሊንግ ሃላንድ 2 ሸቶ…
ቅዱስ ጊዮርጊስ ንሃድያ ሆሳእና 2 ን 1 ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 25 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንሃድያ ሆሳእና 2 ን 1 ስዒራ።
ቀትሪ ሰዓት 7 ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ቅዱስ ጊዮርጊስ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ያብስራ ጎሳን ፉኣድ ኣብደላን አመዝጊቦም።
ብሕታዊት ሸቶ ሃድያ ሆሳእና እውን ያብስራ ጎሳዬ (ኣብ ናይ ባዕሉ ሸቶ)…
ድሬዳዋ ከተማን ፋሲል ከነማ ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 25 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ድሬዳዋ ከተማን ፋሲል ከነማን ማዕረ ተፈላሊየን፡፡
ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ክልቲአን ጋንታታት ብዘይሸቶ 0 ን 0 ተፈላሊየን፡፡
ኣብቲ ስታዲየም ፀወታ እቲ ሊግ እንትቕፅል ካብ ሰዓት 12 ጀሚረን መቻል ምስ…