ሸገር ከተማ፣ ባህር ዳር ከተማን መቻልን ተጋጠምተን ስዒረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሸገር ከተማ፣ ባህር ዳር ከተማን መቻልን ንተጋጠምተን ብተመሳሳሊ ውፅኢት 1 ን 0 ስዒሮም።

ሎሚ ቀጥሪ ሰዓት 9 ኣብ ስታድየም ኣዲስ ኣበባ ኢትዮጵያ ቡናን ሸገር ከተማን ኣብ ዘራኸበ ፀወታ፤ ሸገር ከተማ 1 ን 0 ስዒራ።

ንሸገር ከተማ እታ ብሕታዊት ሸቶ ካሌብ በየነ ኣብ ኣመዝጊቡዋ።

ብተመሳሳሊ ሰዓት ኣብ ስታድየም ኣብዬ ኤርሳሞ ኣብ መንጎ ሃድያ ሆሳእናን ባህር ዳር ከተማን ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ባህር ዳር ከተማ 1 ን 0 ስዒራ።

ባህር ዳር ከተማ ዝተዓወተትላ ሸቶ ኣንተነህ ተፈራ ኣመዝጊቡዋ።

ኣብ ካልእ ፀወታ፣ ኣብ ስታድየም ዩኒቨርሲቲ ሓዋሳ፣ መቻል ብብሕታዊት ሸቶ ቢንያም ተክሉ ንሓዋሳ ከተማ 1 ን 0 ስዒራታ።

#ኢትዮጵያ #ዓባይሃገር #ዓብዪህዝቢ #ዓብዪራኢ

Comments (0)
Add Comment