ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ደቡብ ኢትዮጵያ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2018 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ) ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ደቡብ ኢትዮጵያ ኣምሪሖም።

እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ’ቲ ከባቢ እንትበፅሑ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሎም።

ደቡብ ኢትዮጵያ ብድሙቕ ሕብሪን ፅባቐን ደሚቓ ተቐቢላቶም።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment