ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሴራሊዮን ጁሊየስ ማዳ ቢዮ ተዛቲዮም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ጎድና ጎድኒ 5ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ጥዕና ህዝቢ ኣፍሪካ ምስቶም ፕሬዚዳንት ከም ዝተዛተዩ ገሊፆም፡፡
ኣብ ዘተኦም ድማ ክትኣዊ ርክብ እተን ሃገራት ምጥንኻርን ኣብ ሓበራዊ ረብሓ ምትሕብባረን ምዕባይን ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ከምዝተዛተዩ ኣብሪሆም።