Welcome to Fana Media Corporation S.C
In a Speed of life!
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ናይሮቢ ኣትዩም
By
mizan mekonen
on May 12, 2026
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ ንጉሆ ናብ ናይሮቢ ኬንያ ኣትዮም።
ብመሰረት ፀብፃብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዝገለፆ፤ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ጉባኤ ፎርዋርድ ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ናይሮቢ ኬንያ ኣትዩም።
ዝተመረፁ
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
Share
Related Posts
መንግስቲ ኤርትራ ምስ ፀላእቲ ኢትዮጵያ ካብ ምትሕብባር ክቑጠብ ይግባእ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ዓቢዪ ስትራተጂ መደመር ካብ ሓደ ወለዶ ናብ ካልእ ወለዶ ዝሰጋገር ጉዕዞ ስልጣነ የድሊ እዩ ብዝብል ሓሳብ ዝተዳለወ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ዘቕትሉ እምበር ዘይሞ ሓይሊታት ህዝቢ ትግራይ ምስ ነቕሐሎም ሃዲሞም – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
መንግስቲ ክወድቕ እዩ ብዝብል ግዘኹም እተባኽኑ ሓይልታት ፈፂሙ ኣይሳኸዐልኩምን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ማንም ናብ ዶብ ኢትዮጵያ ኣትዩ፤ ንኢትዮጵያ ወሪሩ ብኽብሪ ኣይምለስን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ዝተግበርናዮ መመሓየሺ ጠገማት ተፃዊርና ከም ሃገር ክንፀንዕ ሓጊዙና እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ፈተናታት ክፃወር ዝኽእል ስርዓት ኢኮኖሚ ክንሃንፅ ክኢልና ኢና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
Comments
(0)
Add Comment