ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ናይሮቢ ኣትዩም On May 12, 2026 26 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ ንጉሆ ናብ ናይሮቢ ኬንያ ኣትዮም። ብመሰረት ፀብፃብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዝገለፆ፤ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ጉባኤ ፎርዋርድ ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ናይሮቢ ኬንያ ኣትዩም። 26 Share FacebookTwitterTelegramWhatsAppEmailViberPrint