ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 33 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንሃዋሳ ከተማ 1 ን 0 ስዒራ፡፡
ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ብሕታዊት ሸቶ ቅዱስ ጊዮርጊስን ብሩክ ኣለማየሁ ኣመዝጊቡዋ፡፡
ቅድም ኢሎም ኣብ ዝተኻየዱ ፀወታታት እቲ ሊግ መቐለ 70 እንደርታ ንሸገር ከተማ 1 ን 0 ከምኡ እውን ኢትዮጵያ ቡና ንፋሲል ከነማ 2 ን 1 ስዒረን፡፡
ኢትዮ ኤሌክትሪክን ድሬዳዋ ከተማን ካብ ሰዓት 12 ጀሚረን ፀወተአን እናካየዳ ይርከባ፡፡