ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ 7ይ ዘበን መረፃ ጉባኤ ምስረታኡ፣ ንወ/ሮ ኣስካለች ኣልቦሮ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ብምግባር ሾይሙወን።
ብተወሳኺ ድማ ንኣይተ ረመዳን ሓሩን ምክትል ኣፈ ጉባኤ ገይሩ መሪፁዎም።