Welcome to Fana Media Corporation S.C
In a Speed of life!
ኢትዮጵያ ካብ ቀዳማይ ካሳብ ሳልሳይ ደረጃ ብዝሓዛ ኣትሌታት ደቂ ኣኒስቲዮ መዳሊያ ወርቂ፣ ብሩርን ነሓስን ተዓዊታ
By
Gebremariam Weldegerima
on August 19, 2023
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቡዳፔስት ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 19 ውድድር ሻምፒዮን ኣትሌቲክስ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ፍፃመ 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣነስቲዮ መዳሊያ ወርቂ፣ ብሩርን ነሓስን ረኺባ።
ኣብቲ ውድድር ጉዳፍ ፀጋይ ቀዳመይቲ፣ ለተሰንበት ግደይ ካልአይቲ፣ እጅጋየሁ ታዬ ሳልሰይቲ ብምዃን ንሃገረን መዳሊያታት ወርቂ፣ ብሩርን ነሓስን ኣምፂአን።
ዝተመረፁ
ስፓርት
Share
Related Posts
ኣሰልጣኒ ሚኬል ኣርቴታ ምስ ኣርሰናል ዘለዎም ውዕል ኣናዊሖም
ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ኣብ ሽልማት ኮኾብ ኣትሌት እዚ ዓመት ሕፅይቲ ኮይና
2ይ ዓብዪ ውድድር ጉያ ኢሬቻ ኣብ ቢሾፍቱ ይካየድ ኣሎ
ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ 16 ሸቶታት ብምምዝጋብ ንሲሸልስ ስዒራ
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ስዕረት ኣተኣናጊዳ
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ሴኔጋል ፀወታኣ ክትገብር እያ
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ሴኔጋል ፀወታኣ ክትገብር እያ ኣዲስ ኣበባ፣19 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መፃረዩ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ መዘንኣ ጋንታ ሴኔጋል ሎሚ ፀወታኣ ክተካይድ እያ። ዋሊያታት ድሕሪ ዓመታት ኣብ ሃገሮም ዝገብርዎ ፀወታ ሰዓት 10 ቀትሪ ኣብ ስታዲየም ባህርዳር ክካየድ እዩ። ሃገራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ፣ ኬንያ፣ ዩጋንዳን ታንዛንያን ብሓባር ንዘዳልውዎ ናይ 2027 መፃረዩ ፅዋዕ ኣፍሪካ ኣብ ምድብ 10 ተመዲባ ኣላ። ዋሊያታት ኣብ ቀዳማይ ናይ መፃረዩ ፀወታ ኣብ ሱዳን 1 ን 0 ክሰዓሩ እንከለዉ፣ ሃገራዊ ጋንታ ሴኔጋል ብኻልእ ወገን ምስ ሞዛምቢክ 1 ን 1 ተፈላልየን። ብወገን ኢትዮጵያ መስፍን ታፈሰ ብምኽንያት ቅፅዓት በረከት ወልዴ ድማ ብምኽንያት ጉድኣት ኣብ ሎሚ ፀወታ ወፃኢ እንትኾኑ፤ ብወገን ሴኔጋል ድማ ብካፍ ቅፅዓት ዝተነበረሎም ኢሊማን ኒጃዬን ኢስማኤላ ሳርን ኣብዚ ፀወታ ኣይሰለፉን።
Comments
(0)
Add Comment