ኣርሰናል ምስ በርንሌይ – ልዑል ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ እዚ ዕለት

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 37 መርሃ ግብሪ እንግሊዝ ፕሪሚየር ኣርሰናል ሻምፒዮን እቲ ሊግ ንምዃን ወሳኒ ዝኾነ ፀወታ ሎሚ ምሰት ክትገብር ኢያ፡፡

ጋንታ ሰሜን ለንደን ናብ ሻምፒዮንሺፕ ምውራዳ ንዘረጋገፀት በርንሌይ ምሸት ሰዓት 4 ኣብ ኤሚሬትስ ክተተኣናግድ ኢያ፡፡

ክልቲአን ጋንታታት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ካብ ዝገበረኦም ዝሓለፉ ሕድሕድ ሓሙሽተ ፀወታታት ኣርሰናል 4ተ ግዘ እንትስዕር ኣብ ሓደ ፀወታ ማዕረ ተፈላሊየን፡፡

79 ነጥቢታት ብምእካብ ካብ ማንቼስተር ሲቲ ብክልተ ኣፈላላይ ነጥቢ እናመርሐት ትርከብ ኣርሰናል ናይ ሎሚ ምሸት ሓዊሱ ምስ ክሪስታል ፓላስ ትገብሮም ፀተወታታት እንተተዓዊታ ናይ ሲቲ ውፅኢት እንተተይተፀበየት ሻምፒዮን ክትከውን ኢያ፡፡

Comments (0)
Add Comment