Welcome to Fana Media Corporation S.C
In a Speed of life!
ኣብ ስፔን ዝተኻየደ ናይ ጎደና ጉያ ኣትሌት የኣለምዘርፍ የኋላው ተዓዊታ
By
Gebremariam Weldegerima
on January 15, 2023
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስፔን ቫሌንሺያ ዝተኻየደ 10 ኪሎ ሜትሮ ጉያ ጎደና ኣትሌት የኣለምዘርፍ የኋላው ተዓዊታ።
እቲ ውድድር 29 ደቒቕን 19 ሰከንድን ብምእታው ኢያ ኣትሌት የኣለምዘርፍ የኋላው ክትዕወት ክኢላ፡፡
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም
https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና
https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና
https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna
ስፓርት
Share
Related Posts
ኣሰልጣኒ ሚኬል ኣርቴታ ምስ ኣርሰናል ዘለዎም ውዕል ኣናዊሖም
ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ኣብ ሽልማት ኮኾብ ኣትሌት እዚ ዓመት ሕፅይቲ ኮይና
2ይ ዓብዪ ውድድር ጉያ ኢሬቻ ኣብ ቢሾፍቱ ይካየድ ኣሎ
ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ 16 ሸቶታት ብምምዝጋብ ንሲሸልስ ስዒራ
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ስዕረት ኣተኣናጊዳ
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ሴኔጋል ፀወታኣ ክትገብር እያ
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ሴኔጋል ፀወታኣ ክትገብር እያ ኣዲስ ኣበባ፣19 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መፃረዩ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ መዘንኣ ጋንታ ሴኔጋል ሎሚ ፀወታኣ ክተካይድ እያ። ዋሊያታት ድሕሪ ዓመታት ኣብ ሃገሮም ዝገብርዎ ፀወታ ሰዓት 10 ቀትሪ ኣብ ስታዲየም ባህርዳር ክካየድ እዩ። ሃገራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ፣ ኬንያ፣ ዩጋንዳን ታንዛንያን ብሓባር ንዘዳልውዎ ናይ 2027 መፃረዩ ፅዋዕ ኣፍሪካ ኣብ ምድብ 10 ተመዲባ ኣላ። ዋሊያታት ኣብ ቀዳማይ ናይ መፃረዩ ፀወታ ኣብ ሱዳን 1 ን 0 ክሰዓሩ እንከለዉ፣ ሃገራዊ ጋንታ ሴኔጋል ብኻልእ ወገን ምስ ሞዛምቢክ 1 ን 1 ተፈላልየን። ብወገን ኢትዮጵያ መስፍን ታፈሰ ብምኽንያት ቅፅዓት በረከት ወልዴ ድማ ብምኽንያት ጉድኣት ኣብ ሎሚ ፀወታ ወፃኢ እንትኾኑ፤ ብወገን ሴኔጋል ድማ ብካፍ ቅፅዓት ዝተነበረሎም ኢሊማን ኒጃዬን ኢስማኤላ ሳርን ኣብዚ ፀወታ ኣይሰለፉን።
Comments
(0)
Add Comment