ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ብምዃን ተሰይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ንኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ዳግም ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ብምግባር ሰይሙዎም።

ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን፤ ኣብ ቅድሚ እቲ ጉባኤ ብምቕራብ ቃለ ማሕላ ፈፂሞም።

Comments (0)
Add Comment