ኣይተ ኦርዲን በድሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ብምዃን ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሐረሪ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ 7ይ ዘበን ስራሕ 1ይ ዓመት ጉባኤ ምስረታኡ ንኣቶ ኦርዲን በድሪ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ብምግባር ዳግም መሪፁዎም።

እቲ ቤት ምኽሪ ካብዚ ብተወሳኺ፤ ካልኦት ሽመታት ከፅድቕ እዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

በተስፋዬ ሃይሉ

Comments (0)
Add Comment