ኣይተ ፍቅሬ ኣማን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ብምዃን ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ 7ይ ዘበነ ስራሕ 1ይ ዓመት ጉባኤ ምስረታኡ የካይድ ኣሎ።

እቲ ቤት ምኽሪ ኣብቲ ጉባኤ ንኣይተ ፍቅሬ ኣማን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ብምግበራር መሪፁዎም።

Comments (0)
Add Comment