ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ተዓዋቲት ፅዋዕ ኢትዮጵያ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ንሲዳማ ቡና 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዋቲት ፅዋዕ ኢትዮጵያ ኮይና፡፡

ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ፍፃመ ፅዋዕ ኢትዮጵያ፤ ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ኮንኮኒ ሃፌዝን በየነ ባንጃን ኣመዝጊቦምወን፡፡

ነዚ ስዒቡ ድማ ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ኣብ ታሪኻ ንፈለማ እዋን ሻምፒዮን ፅዋዕ ኢትዮጵያ ክትከውን ክኢላ፡፡

ሻምፒዮን እቲ ሎግ ሲዳማ ቡና ኣብቲ ዓመተ ውድድር ካልኣይ ፅዋዕ ከትዕወት እትኽእለሉ ዕድል እንተይተጠቐመት ተሪፋ፡፡

Comments (0)
Add Comment