ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ እተሰናድኦ ዓለምለኻዊ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ (ኮፕ32) ዕላዊ መርበብ ሓበሬታታት ማሕበራዊ ሚድያ ገጻት ዕላዊ ገይሩ።
እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ማሕበራዊ ሚድያኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፤ ዝተኸፈቱ ዕላዊ መርበብ ሓበሬታታትን ማሕበራዊ ሚድያ ገፃትን ኮፕ32 ብምክትታል፣ ፅፁይ፣ ዝተረጋገፀን እዋናዊን ሓበሬታ ምርካብ ከምዝከኣል ኣመልኪቱ።
ካብዚ ብተወሳኺ ኢትዮጵያ ነዚ ዓለምለኻዊ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ንምስንዳእ እትገብሮ ፃዕሪ ኣካል ጉዕዞ ንኽኾኑ ንህዝቢ ፃውዒት ኣቕሪባ።
ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ህዝቢ ነቶም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብሕታዊ ዕላዊ ገፃት ኮፕ32–ኢትዮጵያ ጥራሕ ክከታተልን ብተመሳሳሊ ስም ካብ ዝተኸፍቱ ናይ ሕሶት ገፃት ጥንቃቐ ክገብርን ኣተሓሳሲቡ።
ኣምሓርኛ፡-
- ፊስቡክ ኣምሓርኛ: https://web.facebook.com/cop32ethiopiaamharic/
- ቴሌግራም: https://t.me/cop32ethiopia
እንግሊዘኛ፡
- መርበብ ሓበሬታ: https://cop32ethiopia.et/
- ሳብስታክ: https://substack.com/@cop32ethiopia?utm_source=share…
- ትሬንድስ: https://www.threads.com/@cop32ethiopia
- X: https://x.com/cop32ethiopia
- ኢንስታግራም: https://www.instagram.com/cop32ethiopia?igsh=MWM2NnVmOGQ0amQ3aw==
- ፌስቡክ እንግሊዘኛ: https://web.facebook.com/cop32ethiopia/
- ቲክቶክ: https://www.tiktok.com/@cop32ethiopiaofficial?_r=1…
- ዩቱብ: https://www.youtube.com/@COP32Ethiopia
- ሊንክዲን: https://www.linkedin.com/company/cop32ethiopia/
- ፍሊከር: https://www.flickr.com/photos/cop32ethiopia/