ፕሬዚዳንት ታዬ ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ መልእኽቶም፥ መዓልቲ ኢሬቻ መዓልቲ ሓጎስ፣ ሰላምን በረኸትን ክኸውን ተመኒዮም።

#ኢትዮጵያ #ዓባይሃገር #ዓብዩህዝቢ #ዓብዩራእይ

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment