ስፓርት
ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ትሕቲ 20 ዓመት ብሓፈሻዊ ዓወት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመበል 11 ግዘ ዝተኻየደ ዕድሚኦም ትሕቲ 20 ዓመት ዝኾኑ ኣትሌታት ዝተሳተፉሉ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ብሓፈሻዊ ዓወት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ፡፡
ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ብሓፈሻ ብክልቲኡ ፆታ 218 ነጥቢ ብመሓዝ ቀዳመይቲ ተሸላሚት ፅዋዕ ኮይና፡፡
ማእኸል መሰልጠኒ ጥሩነሽ ዲባባ 213 ነጥቢ ብመሓዝ 2ይ፤ ክልል ኦሮሚያ ብ210 ነጥቢ ሳልሳይ ደረጃ ብመሓዝ ደተዓወትቲ ኮይኖም፡፡
ብደቂ ኣንስትዮ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ 132 ነጥ ብመሓዝ ሓፈሻዊ ተሸላሚ ፅዋዕ እእንትኸውን÷ ክልል…
Read More...
ኣብ ጀርመን ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጀርመን ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ኣትሌቲክስ 3 ሺሕ ሜትሮ ውሽጢ ገዛ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም።
ብምድብ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌት ለምለም ሃይሉ ብ8 ደቒቓን 37 55 ማይክሮ ካልኢትን ብምእታው ነቲ ውድድር ቀዳመይቲ ኮይና ዛዚማቶ።
ኣትሌት ወርቁውሃ ጌታቸው ብ8 ደቖቓን 37 ካልኢትን 98 ማይክሮ ካልኢትን ካልአይቲ፥…
ኣትሌታት ንመበል 44 ሻምፒዮና ዓለም ልምምድ ይገብሩ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)18 ለካቲት 2023 ዓ.ም.ፈ ኣብ ኣውስትራሊያ ከተማ ባትረስት ንዝግበር መበል 44 ሻምፒዮና ዓለም፥ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ልምምድ ይገብሩ ኣለዉ።
ኣብቲ ውድድር ኢትዮጵያ በምውካል 14 ደቂ ኣኒስቲዮ ዘርከበኦም 28 ኣትሌታት ክሳተፉ ኢዮም።
ስለዝኾነ እቶም ኣትሌታት ምስ ተጠባበቕቶም ኣብ ጃን ሜዳ ኢንተርናሽናል ሻምፒዮና…
ሓፀርቲ ስፖርታዊ ሓሬታታት ዕለተ ሰኑይ
ሞሮኮ ካብ ውድድር ቻን ንባዕላ ምግላላ ተሓሩ፤ ነዚ ስዒቡ ኣብ መርሃ ግብሪ መፃረዪ ፀወታ ምድብ ምስ ሞሮኮ ፀወታ ዝነበራ ሱዳን ብፎርፌ ተዓዋቲት ኮይና፡፡
“ፅዋዕፕሪሜርሊግ እንግሊዝ ናይ ምዕታር ዓቕሚ ኣለና” ክብል ፈረንሳዊ ተኻላኻላይ ጋንታ ማንቸስተር ዩናይትድ ራፋይል ቫራን ተዛሪቡ፡፡
ቫራን እዚ ዝበለኣብ ማንቹሪያ ደርቢ፤ ማንቼስተር ዩናይትድ ንማንቼስተር ሲቲ…
ኣብ ፍርቂ ማራቶን ሂውስተን ኣትሌት ልኡል ገ/ስላሴ ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ሂውስተን
ኢትዮጵያዊያን ኣትሌተት ብክልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም፡፡
ብደቂ ተባዕትዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር÷ ኣትሌት ልኡል ገ/ስላሴ 1 ሰዓት 34 ማይክሮ ሰከንድ ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ተዓዊቱ።
ብደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር እውን ኢትዮጵያዊት ህይወት ገብረማርያም ክትዕወት…
ኣብ ስፔን ዝተኻየደ ናይ ጎደና ጉያ ኣትሌት የኣለምዘርፍ የኋላው ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስፔን ቫሌንሺያ ዝተኻየደ 10 ኪሎ ሜትሮ ጉያ ጎደና ኣትሌት የኣለምዘርፍ የኋላው ተዓዊታ።
እቲ ውድድር 29 ደቒቕን 19 ሰከንድን ብምእታው ኢያ ኣትሌት የኣለምዘርፍ የኋላው ክትዕወት ክኢላ፡፡
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና…
ኣብ ማራቶን ሙምባይ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ወጋሕታ ኣብ ህንዲ ዝተኻየደ ማራቶን ሙምባይ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ዓወት ቀኒዑዎም።
ኣብ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ካብ 1ይ ክሳብ 8ይ ደረጃ ተኸታቲለን ብምእታው ተዓዊተን፡፡
ኣትሌት ኣንቺኣለም ሃይማኖት 2 ሰዓት 24 ደቒቕን 15 ሰከንድን ብምእታው ክብረወሰን እቲ ቦታ ብምምሕያሽ…