Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኣብ ጀርመን ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጀርመን ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ኣትሌቲክስ 3 ሺሕ ሜትሮ ውሽጢ ገዛ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም። ብምድብ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌት ለምለም ሃይሉ ብ8 ደቒቓን 37  55 ማይክሮ ካልኢትን ብምእታው ነቲ ውድድር ቀዳመይቲ ኮይና ዛዚማቶ። ኣትሌት ወርቁውሃ ጌታቸው ብ8 ደቖቓን 37 ካልኢትን 98 ማይክሮ ካልኢትን ካልአይቲ፥ ኣትሌት ዳዊት ስዩም ብ8 ደቒቓን 39 ካልኢተን 20 ማይክሮ ካልኢን ሳልሳይ ደረጃ ሒዛ። ብምድብ ደቂ ተባዕቲዮ ድማ ኣትሌት ኣብዲሳ ፈይሳ ብ7 ደቒቐ 40 ካልኢትን 35…
Read More...

ኣትሌታት ንመበል 44 ሻምፒዮና ዓለም ልምምድ ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)18 ለካቲት 2023 ዓ.ም.ፈ ኣብ ኣውስትራሊያ ከተማ ባትረስት ንዝግበር መበል 44 ሻምፒዮና ዓለም፥ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ልምምድ ይገብሩ ኣለዉ። ኣብቲ ውድድር ኢትዮጵያ በምውካል 14 ደቂ ኣኒስቲዮ ዘርከበኦም 28 ኣትሌታት ክሳተፉ ኢዮም። ስለዝኾነ እቶም ኣትሌታት ምስ ተጠባበቕቶም ኣብ ጃን ሜዳ ኢንተርናሽናል ሻምፒዮና…

ሓፀርቲ ስፖርታዊ ሓሬታታት ዕለተ ሰኑይ

ሞሮኮ ካብ ውድድር ቻን ንባዕላ ምግላላ ተሓሩ፤ ነዚ ስዒቡ ኣብ መርሃ ግብሪ መፃረዪ ፀወታ ምድብ ምስ ሞሮኮ ፀወታ ዝነበራ ሱዳን ብፎርፌ ተዓዋቲት ኮይና፡፡ “ፅዋዕፕሪሜርሊግ እንግሊዝ ናይ ምዕታር ዓቕሚ ኣለና” ክብል ፈረንሳዊ ተኻላኻላይ ጋንታ ማንቸስተር ዩናይትድ ራፋይል ቫራን ተዛሪቡ፡፡ ቫራን እዚ ዝበለኣብ ማንቹሪያ ደርቢ፤ ማንቼስተር ዩናይትድ ንማንቼስተር ሲቲ…

ኣብ ፍርቂ ማራቶን ሂውስተን ኣትሌት ልኡል ገ/ስላሴ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ሂውስተን ኢትዮጵያዊያን ኣትሌተት ብክልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም፡፡ ብደቂ ተባዕትዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር÷ ኣትሌት ልኡል ገ/ስላሴ 1 ሰዓት 34 ማይክሮ ሰከንድ ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ተዓዊቱ። ብደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር እውን ኢትዮጵያዊት ህይወት ገብረማርያም ክትዕወት…

ኣብ ስፔን ዝተኻየደ ናይ ጎደና ጉያ ኣትሌት የኣለምዘርፍ የኋላው ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስፔን ቫሌንሺያ ዝተኻየደ 10 ኪሎ ሜትሮ ጉያ ጎደና ኣትሌት የኣለምዘርፍ የኋላው ተዓዊታ። እቲ ውድድር 29 ደቒቕን 19 ሰከንድን ብምእታው ኢያ ኣትሌት የኣለምዘርፍ የኋላው ክትዕወት ክኢላ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ኣብ ማራቶን ሙምባይ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ወጋሕታ ኣብ ህንዲ ዝተኻየደ ማራቶን ሙምባይ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ዓወት ቀኒዑዎም። ኣብ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ካብ 1ይ ክሳብ 8ይ ደረጃ ተኸታቲለን ብምእታው ተዓዊተን፡፡ ኣትሌት ኣንቺኣለም ሃይማኖት 2 ሰዓት 24 ደቒቕን 15 ሰከንድን ብምእታው ክብረወሰን እቲ ቦታ ብምምሕያሽ…

ኣትሌት ጥሩነሽ ዲባባ ሎሚ መዓልቲ ናብ ውድድር ክትምለስ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጥሩነሽ ዲባባ ድሕሪ ኣርባዕተ ዓመት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣሜሪካ ዝካየድ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ናብ ውድድር ክትምለስ ኢያ። ተዓዋቲት ሰለስተ ሜዳሊያ ወርቂ ኦሊምፒክን ሓሙሽተ ሜዳሊያ ኣትሌቲክስ ዓለምን ዝኾነት ኣትሌት ጥሩነሽ፥ ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ዓማውቲ ዝኾነ ይኹን ውድድር ኣይገበረትን። ሎሚ ንመበል 22…