ስፓርት
ፋሲል ከነማ መራሒ ሊግ ንምዃን ዝገብሮ ዘሎ ውድድር
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መርሃ ግብሪ 16 ሰሙን ናይ ሲቢኢ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ፋሲል ከነማ ምስ ሃድያ ሆሳእና ክትጋጠም እያ።
ፋሲል ከነማ ናይ ሎሚ ፀወታ እንተድኣ ተዓዊታ ነጥባ ናብ 36 ብምዕባይ ነቲ ሊግ ክመርሕ ክጅምር ኢያ።
ኣብ ዝሓለፉ 3 ግጥማት ክዕወት ዘይከኣለ ሃድያ ሆሳና እንተድኣ ተዓዊታ ነቲ ነጥቡ ናብ 24 ክብ ንኽብል የኽእክል።
ፀወታ ክልቲአን ጋንታታት ሰዓት 9:00 ኣብ ስታድየም ኣዲስ ኣበባ ክጅምር እዩ።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታታት ንምርካብ
Website…
Read More...
ኣርሰናል ንሰንደርላንድ ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 25 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናልን ቼልሲን ንተጋጠምተን ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊበን።
ኣብ ስታዲየም ኤምሬትስ ንሰንደርላንድ ዘተኣናገደት ኣርሰናለ 3 ን 0 ብምስዓር መሪሕነታ ናብ 9 ክብ ኣቢላ።
ኣርሰናል ዝተዓወተትለን ሸቶታት ማርቲን ዙቢሜንዲን ቪክቶር ዮኮሬሽ (2)ን ሸቶን ኣመዝጊቦምወን።…
ማንቼስተር ዩናይትድ ራብዓይ ተኸታታሊ ዓወት ኣመዝጊባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 25 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ንቶትንሃም ሆትስፐርስ 2 ን 0 ስዒራ፡፡
ማንቼስተር ዩናይትድ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ብሪያን ሙቤሞን ብሩኖ ፈርናንዴሽን ኣመዝጊቦምወንአሳርፈዋል።
ኣብቲ ፀወታ ቅድሚ ዕረፍቲ ኣምበል ጋንታ ቶተንሃም ክሪስቲያን ሮሜሮ ብቐጥታ ቀይሕ ካርዲ ካብ ሜዳ መውፅኡ…
ዕድመ ቁፅሪ ዝገበሮ ኮኾብ ሮናልዶ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) 5 ግዜ ተዓዋቲ ባሎንዶር ዝኾነ ኮኾብ ክርስትያኖ ሮናልዶ ክብረ ወሰን እናወሰደ ሕዚውን ፀወታኡ ይቕፅል ኣሎ።
ብዙሕ ውልቃዊ ዓወታት እንተሃለዎ ንናይ ገዛእ ርእሱ ዓወት ፈፂሙ ዘይርሳዕ ኩሉ ግዜ ንኻልእ ዓወት ዝፅዕርን ኮኾብ እዩ።
እዚ ፖርቱጋላዊ ኮኾብ ዘይስዓርን ዕብየትን ንብዙሓት…
ሸገር ከተማን ምድረ ገነት ሽረን ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 19 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሸገር ከተማን ምድረ ገነት ሽረን ማዕረ ተፈላሊየን።
ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ቀትሪ ሰዓት 7 ክልቲአን ጋንታታት ኣብ ዝገበረኦ ፀወታ ብዘይ ሸቶ ኢየን ማዕረ ተፈላሊየን።
ፀወታ እቲ ሊግ እንትቕፅል ቀትሪ ሰዓት 10 ሃዲያ ሆሳእና ምስ መቻል ኣብ ተመሳሳሊ ስታዲየም…
ማንቼስተር ሲቲ ምስ ኒውካስል …
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ካራባኦ ካፕ ፍርቂ ፍፃመ ፀዋታ ማንቼስተር ሲቲን ኒውካስል ዩናይትድን ፀወታ መልሲ ከካይዳ እየን፡፡
ኣብ ቀዳማይ ዙር ፍርቂ ፍፃመ ናብ ሴንት ጀምስ ፓርክ ኣቕናዓ 2ብ 0 ዝተዓወተት ማንቸስተር ሲቲ ኣብ ዌምብሌይ ኣቭ ዝካየድ ፀወታ ሎሚ ምሸት ሰዓት 5 ምስ ኒውካስል ክተታኣናግድ እያ፡፡
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት…
ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ልዕሊ ፉልሃም ዓወት ኣመዝጊባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 24 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ሜዳኣ ኦልድትራፎርድ ንፉልሃም ዘተኣናገደት ማቼስተር ዩናይትድ 3 ን 2 ተዓዊታ፡፡
ማንቼስተር ዩናይትድ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ካሴሜሮ፣ ማቲያስ ኩንሃን ቤንጃሚን ሴሼኮን እንተመዝግቡ፤ ናይ ፉልሃም ሸቶታት ድማ ራዎል ሄሚኔዝን ኬቪንም ኣመዝጊቦምወን፡፡
ብተመሳሳሊ ሰዓት…